Repository logo

ትንተና ሰዉሰዉወ ጌጋታት ኣብ ምፅሓፌ ምፅሓፌ ዴርሰት ተምሃሮ ታሽዒይ ክፌሉ ቤት ትምህርቲ ካሌኣይ ብርኪ ዲዕሮ ሓፊሽ

Loading...
Thumbnail Image

Journal Title

Journal ISSN

Volume Title

Publisher

Mekelle University

Abstract

እዙ መፅናዕቲ ተምሃሮ ካሌኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዲዕሮ ሓፊሽ ተምሃሮ ኣብ ከይዱ ምፅሓፌ ዴርሰት ዗ርአይዎም ሰዉሰዉወ ጌጋታት ኣብ ምትንታን ዗ዴሃበ እዩ። በዙ መሰረት ንመፅናዕቲ ዜተሓረዩ 72 ተምሃሮ ፇተና ምፅሓፌ ዒንቀፅ ክ዆ስደ ተገይሩ። ኣብቲ ምፅሓፌ ዒንቀፅ ዜተረኣዩ ስዉስዉወ ጌጋታት ሕዴ ሕድም ተፇሌዮም። ከምኡውን ኣብ ክፌሉ ኣብ ከይዱ ምምሃር ምስትምሃር ተምሃሮ ዒንቀፅ እንትፅሕፈ ዜፇጠርዎም ስዉስዉወ ጌጋታት ብትዕዜብቲ ተፇሌዮም። ብተ዆ሳኺ እዝም ሰዉሰዉወ ጌጋታት በዜሖም ዒይነቶምን ከምኡ እውን ኣፇፃፅመኦም ተፇሌዮም ተተንቲኖም። እቲ ኣተናትና ብዒይነታወ ሜሊ ኣተናትና ብገሇፅቲ ቃሊትን ሓረጋትን ዜቐረበ እዩ። በዙ መሰረት እቶም ዜተረኣዩ ሰዉሰዉወ ጌጋታት ብዉናነት ኣጠቓቕማ መተሓሓዜቲ ቃሊትን ሓረጋትን፣ ዗ይምስናይ በዒሌቤትን ግስን፣ ፀገማት ምውዲዲን ኣተሃናንፃን ምለእ ሓሳባትን፣ ፀገማት ኣጠቓቕማ ክፌሉ ቃሊት፣ ስርዒተ ነጥቢታት፣ ገሇፅቲ ቃሊትን ኮይኖም ተረኺቦም። እዙ ኣብ ምፅሓፌ ዒንቀፅ ኣዴሊይነት ሰዉሰው ዗ረዴእን ኣብቶም ተምሃሮ ኣብ ምስትምሃር ሰዉሰውን ፅሕፇትን ጉዴሇት ከም ዗ል ዗መሊኽት እዩ። በዙ ዴማ መምህራንን መዲሇውቲ መፅሓፌትን ኪኢሊታት ሰርዒተ ትምህርትን ነዙ ኣብ ግምት ምእታው ስራሕቶም እንተ዗ሳሌጡን መምህራንእውን ንሰዉሰው ትኹረት እንተዜህቡን ዜብሌ ሇበዉ ተዉሂቡ።

Description

Keywords

Citation

Endorsement

Review

Supplemented By

Referenced By