ኣመራርፃን ኣቀራርባን ክብርታት ትግራይ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ብመንፅር ስነ ፅሑፍ ንምስትምሃር ባህሊ
Date
2025-11-24
Authors
Journal Title
Journal ISSN
Volume Title
Publisher
Mekelle University
Abstract
እዚ መፅናዕቲ ኣመራርፃን ኣቀራርባን ክብርታት ትግራይ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ብመንፅር ስነ ፅሑፌ ንምስትምሃር ባህሉ ዜፇተሸ እዩ። ኣመራርፃን ኣቀራርባን ክብርታት ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ንክብርታት ትግራይ እውንታዊ ብዜኾነ መንገዱ ካተተ ዴዩ ንዜብሌ ሕቶ ንምምሊስ ፇሊማ እቶም ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ዜርከቡ ስነ ፅሑፊዊ ስራሕቲ ተፇሌዮም። ብምቕፃሌ ኣብ ውሽጢ እዝም ስነ-ፅሑፊዊ ፅሑፊት ብስውር ዜቐረቡ ክብርታት ትግራይ እንታይ እንታይ ከም ዜኾነ ብዕሊማ ሜሊ ኣታሓራርያ መረዲእታ ኩልም ስነ-ፅሑፊዊ ስራሕቲ ተፇቲሾም። ቀፂለ ኣመራርፃን ኣቀራርባን እቶም ክብርታት ትግራይ ብመንፅር ዒሊማውን ትግራዋይነትን ዜህሌዎም እወንታዊ ፅሌዋ ንምስትምሃር ባህሉ መሰረት ተገምጊሞም። በዙ ዴማ መብዚሕትኦም እቶም ፅሑፊት ክብርታት ህዜቢ ትግራይ ካተቱን ኣብ ምስትምሃር ባህሉ ትግራይ እወንታዊ ኣስተዋፅኦ ሇዎምን ኮይኖም ተረኺቦም። ብምዃኑ ካብዚ መፅሓፌ ተሞኩሮ ተወሲደ ኣብ ካሌኦት መፅሓፌቲ ቋንቋ እውን ተመሳሳሉ ስራሕ ክስራሕ ኪኢሊታት ስርዒተ ትምህርትን መዲሇውቲ መፅሓፌትን ነዙ መፅናዕቲ ከም እታወት እንተዜጥቀሙለ ዜበሌ ሇበዋ ተዋሂቡ።
