ድህረ ምረቓ ብምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ምትእስሳር ዕላማን ትሕዝቶን መርሃ ትምህርትን መፅሓፍ ተምሃራይን ቋንቋ ትግኛ ንታሽዓይ ክፍሊ ዝቐረበ ክእለት ፅሕፈት

Date

2017-12-25

Journal Title

Journal ISSN

Volume Title

Publisher

Mekelle University

Abstract

ዕላማ እዚመፅናዕቲ ምትእስሳር ዕላማን ትሕዝቶን መርሃ ትምህርቲን መፅሓፍ ተምሃራይን ቋንቋ ትግርኛ ንተሸዓይ ክፍሊ ክእለት ፅሕፈት እዩ፡፡ እዚ መፅናዕቲ ፅሑፍ ንሜላታት መአከቢ መረዳእታ ቃል መሕተትን መምህራን ተፍትሽ ሰነድን ጉጅላዊ ዘተ ንመምህራን ቋንቋ ትግርኛ ብምጥቓም አድለይቲ መረዳእታታት ተአኪቦም እዮም፡፡ አብዚ መፅናዕቲ መምህራን ቋንቋ ትግርኛ ተሸዓይ ክፍሊ ተሳተፍቲ ኮይኖም እዮም፡፡ አብዚ ዝተረኸበ ውፅኢት ድማ መፅናዕትን ትሕዝቶአዊ ጉቡእነት እዚ ተፀንዓይ መፅሓፍ ትሕቲ ፍርቂ ማለት ዘዕግብ ውፅእት ኮይኑ ተመዝግቡ አሎ፡፡ ተረኺቦም ዘለው ርካቦታት መፅናዕቲ ናብ ግብሪ ንምውዓል ብፍላይ አብያተ ትምህርቲ፣ ሰብ ሞያ ቋንቋ ትግርኛ፣ በቢብርኪ ዘለው ምድላውን ትግበራን ስርዓተ ትምህርቲ፣ ካልኦት መዳርግቲ አካላትን ልምዲ ልውውጥ ክለሳ መፅሓፍን ብምግባር አብ ምዕባይ ጥበባዊ ክእለት ፅሕፈት እጃሞም ክዋፅኡ ይላቦ፡፡

Description

Keywords

Citation

Endorsement

Review

Supplemented By

Referenced By