ግቡእነት መምርሕታት መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ዕሊማን ትሕዜቶ ስነ ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋን
No Thumbnail Available
Date
2025-09-25
Authors
Journal Title
Journal ISSN
Volume Title
Publisher
Mekelle University
Abstract
ማራ መፅናዕቲ
ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ዜርከቡ
መምርሕታት ስነ-ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋን ግቡእነቶም ብመንፅር ዕሇማን ትሕዜቶ
ስነ-ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋን ምፌታሽ ነይሩ። እዙ ንምትግባር ኣብቲ መፅሓፌ ሇዉ
መምርሕታት ስነ-ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋ ኩልም ብዕለም ሜሊ ተፀናዕቲ ኮይኖም፤
መረዲእታ ተኣኪቡልም። በዙ መሰረት ነዝም መምርሕታት ንምግምጋም የኽእለ
ብዜተባሃለ ዒሰርተ መጥሇሉ ነጥብታት እቶም መምርሕታት ተገምጊሞም። ከም ውፅኢት
ዴማ እቶም መምርሕታት መብዚሕትኦም ብዕሊማን ትሕዜቶ ስነ-ፅሑፌ ንምስትምሃር
ቋንቋን ግቡኣት ኮይኖም ተረኺቦም። ኣብ ገሉኦም መምርሕታት ዴማ ንፁርነት
ይምህሊው፣ መምርሕታት ይምህሊው፣ ብተምሃሮን መምህራንን ዜስርሑ ዕዮታት
ይምንፃር፣ ካብቲ ስነ-ፅሑፌ ዜተወሰዯን ንምንታይ ከም ዜቐረበን ዜገሌፅ መነፀርታ
ይምሓዜን ተርእዮታት ተራእዮም። በዙ ዴማ መምርሕታት ብዜምሌከቶም ኣካሊት
እንትዲሇዉ ንፁራትን ንምስትምሃር ቋንቋ ብዜጥዕምን ኣገባብ ክዲሇዉ ኣሇዎም ዜብሌ
ሇበዋ ተዋሂቡ።