ግቡእነት ኣቀራርባ ስነ ፅሑፌ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ምስትምሃር ቋንቋ
Date
2025-02-25
Authors
Journal Title
Journal ISSN
Volume Title
Publisher
Mekelle University
Abstract
ማራ መፅናዕቲ
እዙ መፅናዕቲ ግቡእነት ኣቀራርባ ሰነ ፅሑፌ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ
ክፌሉ ዴሀበ ኯይኑ፤ ሒዜዎ ዜተበገሰ ቀንዱ ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ግቡእነት ኣቀራርባ
ትሕዜቶ ስነ ፅሑፊዊ ስራሕቲ ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ መፅሓፌ ተምሃራይ ታሽዒይ
ክፌሉ ብመንፅር ምስትምሃር ቋንቋ ብስነ ፅሑፌ እንታይ ከምዜመስሌ ምግምጋም እዩ።
ንዴፉ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ገምጋማዊ መፅናዕቲ ዜምዯብ ኮይኑ፤ ኣብ’ዙ መፅናዕቲ ብቐንዱ
መፅናዒይ ዜተጠቐመለ መአከቢ መረዲእታ ዲህሳስ ሰነዴ (ትንተና መፅሓፌ) መምሃሪ
መፅሓፌ ተምሃራይ ታሽዒይ ክፌሉ እዩ። ብዲህሳስ ሰነዴ ዜተረኸቡ መረዲእታታት
ዒይነታዊ ኣቢሇካ ንምትንታን ተኻኢለ ኣል። ውፅኢት እዙ መፅናዕቲ ከም መሊኽቶ ኣብ
መምሀሪ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ሇዉ ትሕዜቶታት ስነፅሑፌ ብመዲይ
ምዕባይ መርአያ ቋንቋ ሇዎም ብቕዒት እንትረአ ዜዒ እጃም ከምሇዎም የመሊኽት።
ብተወሳኺ እቶም ስነ ፅሑፊት ምስ ባህሌን ሌምዴን እቶም ተምሃሮ ንፀባርቑ፤ ምሰ ናይ
ተምሃሮ ባህሊዊ ዴሕረ ባይታ ተሳንዮም ከም ዜቐረቡ የረዴእ።ብተመሳሳሉ ምስ መርኣያ
ዕቤት ውሌቀ ስብእና ተምሃሮ ብምትሕሓዜ እቶም ኣብ ውሽጢ መምሃሪ መፅሓፌ ታሽዒይ
ክፌሉ ሇው ስነ ፅሑፊት ተምሃሮ እናተዋዩን መንፇሶም ብምህዲስን፤ ዒርሶም በቶም
ዜቐረቡ ስነ ፅሑፊት ክሃንፁ የኽእሌዎም። ኣብ’ዙ ከም ክፌተት ዜሊዒሌ ጉዲይ ኣብ
ምዕባይ መርኣያ ቋንቋ ክእሇት ስዋስውን መዋቕርን ኣብ ምምሃር ትኹረት አይገበረን።
ስሇዙ መምህራን ኣብ እዋን ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ስነ ፅሑፊት ተምሃሮ ኣእምሮኣዊን
ፌሌጠታውን ሇውጥታት ከምዜግቡ ስሇዜሕግዘ ኣብ ከይዱ ስርሖም ብቀፃሌነት ክጥቀምልም
ይግባእ።
