ዕሊማ ምእታውን ግቡእነትኣቀራርባን ስነቃሊት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፍሉ
No Thumbnail Available
Date
2025-01-25
Authors
Journal Title
Journal ISSN
Volume Title
Publisher
Mekelle University
Abstract
ማራ ሓሳብ
እዙ መፅናዕቲ ኣብ ዕሊማ ምእታውን ግቡእነት ኣቀራርባን ስነቃሊት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ
ታሽዒይ ከፍሉ ኮይኑ ብዋናነት ኣብዙ ዜኣተዉ ስነቃሊት ንምንታይ ዕሊማ ከምዜኣተዉን ግቡእነት
ኣቃራርበኦም እንታይ ከምዜመስሌ ብምፍታሽ መፅናዕቲ ተኻይደ እዩ፡፡ እዙ መፅናዕቲ ንምክያዴ
መበገሲ ዜኾነ ሓሳብ ኣብ ከይዱ ምምሃር ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ንምምሃር ዜኣተዉ ስነቃሊት
ትኹረት አይግበረልምን ብዕሊማ ኣይኣተዉን ዜብሌ ሓሳብ ስሇ ዜቐርብን ነዙ ንምርግጋፅ ኣብ ተግባር
ዜወዒሇ ዕሊማን ግቡእነት አቀራርብኡን ንምትንታን እዩ ፡፡ሜሊ ኣፀናነዒ ዴማ ኣገዯስቲ ሕቶታት
ዜምሌሱ ካብ መፅሓፍ ተምሃራይ ዲህሳስንዕምቆታዊ ንባብ መረዲእታ ተኣኪቦም እዮም ፡፡ ዜተኣከቡ
መረዲታታት ብሜሊ መጠናውን ዒይነታውን ትንተና ተተንቲኖም ቀሪቦም እዮም ፡፡ ውፅኢት ናይዙ
መፅናዕቲ ዴማ ዜተኻተቱ ዒይነታት ስነቃሊት መጠኖም ትሑት፣ብዒይነቶምን ብበዜሖምንይመጣጠኑ
ምኻን፣ንፁር ዕሊማ ይምህሊዎም ፣ግቡእነት ኣቀራርበኦም ትሑት፣ትሕዜቶንምምሃር ዜኣተው
ስነቃሊት ኣብ ስነሌሳን ምኻኑ ተረጋጊፁ እዩ፡፡ ኣብ መወዲእታ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ዜኣተው
ስነቃሊት በዜሖምን ዒይነቶምን ተመጣጠንቲ ክኾኑ ይግባእ ። ብፍሊይ ኣብ ምዴሊው መፅሓፍ
ተምሃራይ እትሳተፈ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ስነቃሊት ዕሊመኦም ተነፂሩ፣ክእሇታትንባእታታትን ቋንቋ
መሰረት ገይሩ ንክዲሇው ንዜምሌከቶም ኣካሊት ተሓቢሩ እዩ፡፡