ተኸታታልነትን ዕምቆትን ትሕዝቶ ትምህርቲ ቃላትን ሰዋስውን ትኹረት 5ይ ክፍሊ መምሃሪ መፅሓፍ ቋንቋ ትግርኛ

Date

2025-11-24

Journal Title

Journal ISSN

Volume Title

Publisher

Mekelle University

Abstract

ቀንዲ ዕላማ እዚ መፅናዕቲ ካብ 5ይ ክፍሉ ኣብ ዘለዉ መምሃሪ መፅሓፍቲ ቋንቋ ትግርኛ ቃላትን ሰዋስውን ቋንቋ ትግርኛ ዘለዎም ተኸታታልነትን ዕምቆትን እንይታ ከምዜመስሌ ምፍታሽ እዩ። እዙ ዕሊማ መፅናዕቲ ሽትኡ ንክወቅዕ ክሌተ መረዲእታ መኣከቢ መሳርሒታት ኣብ ጥቐሚ ውዑልም እዮም። ብዋናነት ሰነድ ፇተሻ እንትኸውን፣ ብተወሳኺ ድማ ንመምህራን ካብ ዜቐረበ ቃሊዊ መሕትት ዜተረኸበ መሌሲ‟ውን ኣብ ስራሕ ውዑለ። ከም ፍሌፍሌ ሓበሬታ ዜተወሰደ መምሃሪ መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ 5ይ ክፍሌን ኣብ ቀዲማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ዗ምህሩ ኣርባዕተ መምህራን እዮም። ውፅኢት እቲ መፅናዕቲ ከም ዗መሊኽቶ መረፃ ትምህርቲ ቃሊት ዜካየዯለ ብሙሁራን ሰብ ሞያታት ትምህርቲ ብ዗ቐመጥዎ መስፇርት (መሇክዑ) መሰረት ምለእ ብምለእ ተጠቒሙ ንምባሌ የፀግም እዩ። ተተካረ መምሃሪ መፅሓፍ ውሽጢ ትምህርቲ ቃሊት ዗ሇዎም ዜተፇሊሇየ ፍትሒት ገፅታታት ኣብ ግምት ውሽጢ ዗ይገበረ ኣመራርፃ፣ ኣዯሊሌዋን ኣቀራርባን ትኹረት ዗ይተውሃቦም ትሕዜቶታት ትምህርቲ ቃሊት ምህሊዎም ካብ ሰነድ ፇተሻን ካብ ፅሑፊዊ መሕትት ብዜተረኸበ መሌሲ ተረጋጊፁ። ብኣንፃሩ ድማ ትሕዜቶ ትምህርቲ ስዋስው ግቡእ ተኸታታሌነትን ዕምቆትን ከም዗ሇዎም ንምርግጋፅ ተኻኢለ እዩ። ኣብ ቃሊት ተመሳሳሉን ተፃራር ቃሊት መሰረት ዜገበሩ ብዒውዱ ዜተዯገፈ ትምህርቲ ንተምሃሮ ዒውዲዊ ፍትሒት ንምግማት ብ዗ኽእለ ተሓሲቡ ኣይቀረብን። ኣብ ውሽጢ መምሃሪ መፅሓፍ ፍትሒት ዜምድና ቃሊት፣ ቃሊት ብሓባር ተሰሊፊይነት ብ዗ይምክታቶም፣ ትምህርቲ ቃሊት ምስ ኣርባዕቲኦም ዒበይቲ ክእሇታት ብፍሊይ ምስ ምድማፅን ዜርርብን ተቐናጅዎም ዜቐረብለ ዯረጃ ኣብ ምክንዋን ዜተሓተ ብምዃኑ ተምሃሮ ጥበብ ኣጠቓቕማ መዜገበ ቃሊት ንክፇሌጡ ዜሕግዘ ትሕዜቶታት ብብዜሓት ብ዗ይ ምክታቶም ብመፅናዕቲ ተረጋጊፆም። ኮይኑ ግን ካብ ዜቐረቡ ትምህርቲ ናይ ቃሊት ረባሕታን ምስረታን ከይዱ ዜተመርኮሱ ትምህርቲ ኣብዜሓ ናይቲ ትምህርቲ ተግባር ብቐፃሌነት ዜኽሰት ናይ ቅርፅን ፍትሒትን ሇውጢ ንምፍታሽ ዗ኽእለ ኣቀራርባ ከም ዗ሇዎም እቲ መፅናዕቲ ኣመሊኺቱ ኣብ መጨረሻ ኣብ መምሃሪ መፅሓፍ ኣመራርፃ፣ ኣዯሊሌዋን ኣቀራርባን ዜተርኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ የኽእለ እዮም ዗ብልም ሓሳባት መፅንዒይ ኣቐሚጡ።

Description

Keywords

Citation

Endorsement

Review

Supplemented By

Referenced By