ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዴታት ቃሊት መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ንታሽዒይ ክፌሉ
Date
2025-01-25
Authors
Journal Title
Journal ISSN
Volume Title
Publisher
Mekelle University
Abstract
ማራ ሓሳብ
ቀንዱ ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዱታት ቃሊት ቋንቋ
ትግርኛ መፅሓፌ ተምሃራይ ንታሽዒይ ክፌሉ እዩ። እዙ ዕሊማ ተግባራዊ ንክኸውን
ዜተመረፀ ስሌቲ ገሊፂ ሜሊ ኮይኑ፤ ብፌተሻ ሰነዴ ንዜተረኸቡ መረዲእታታት ብገሊፂ
ሜሊ ተተንቲኑ ቀሪቡ ኣል። ፇተሻ ሰነዴ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ፥ መምርሒ
ንመምህርን መርሃ ትምህርቲን ሇዉ ቃሊት ብቀስቃሳይነትን ዜንባሇን፣ ብዴሕረ ባይታ
ተምሃሮ፣ ብዒቕሚ ተምሃሮን እዋናወነት ትሕዜቶን ነቶም ቃሊተ ተፇቲሾም። ብመሰረት
እዙ ዜተኻየዯ መፅናዕቲ ኣብ ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዱታት ቃሊት ኣወንታውን
ኣለታውን ርካቦታት ውፅኢት መፅናዕቲ ተረኺቡ።
