ተካ ገብረግዮርጊስ ኪዲነማርያም2025-12-302025-12-25https://repository.mu.edu.et/handle/123456789/1221ናይዙ መፅናዕቲ እዙ ርእሲ ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ክፌሊ ካልኣይብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብይ ዒዱ ከመይ ከም ዗ምህሩን ዗ለዎም ክፌተት(ሕፅረት)እንታይ ከም ዜመስሉን መፌትሒ ሓሳባት ከመይምስትኽኻል ከም ዜካኣልን ዲህሳሳዊ መፅናዕቲ ተኻይደ። እዙ ኣመራርፃ ተፀናዕቲ ድማ ኣብቲ ዜተጠቐሰ ቤት ትምህርቲ ዗ምህሩ ናይ ትግርኛ መምህራን ንኹሎም ኣሳታፉ ብዜኾነ ኣገባብ ተጠቒሙ መፅንዑ ኣካል መፅኔዕቱ ኣካይደ። እዙመፅናዕቲ ብዕውት ንምክያድ ዜተጠቐመሉ ሜላ ኣፀናንዒ ድማ ፇተሻ ሰነድንትዕዜብቲ(ምልከታ ክፌሊ) ብምክያድን ዜተኣከቡ መረዲእታታት ድማ መዏቀንታት ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ክፌሊ ካልኣይ ብርካ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብይ ዒዱ መሰረት ብምግባር እዩ። ብኸምዙ ዜተኣከቡ ዜተኣከቡ መረዲእታታት ድማ ብገለፃዊ ሜለ ኣተናትና መረዲእታ ተተንቲኖም ቐሪቦም።otherግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ይክፌሊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብዪዒዱThesis