Repository logo
Communities & Collections
All of DSpace
  • English
  • العربية
  • বাংলা
  • Català
  • Čeština
  • Deutsch
  • Ελληνικά
  • Español
  • Suomi
  • Français
  • Gàidhlig
  • हिंदी
  • Magyar
  • Italiano
  • Қазақ
  • Latviešu
  • Nederlands
  • Polski
  • Português
  • Português do Brasil
  • Srpski (lat)
  • Српски
  • Svenska
  • Türkçe
  • Yкраї́нська
  • Tiếng Việt
Log In
New user? Click here to register.Have you forgotten your password?
  1. Home
  2. Browse by Author

Browsing by Author "ተካ ገብረግዮርጊስ ኪዲነማርያም"

Filter results by typing the first few letters
Now showing 1 - 1 of 1
  • Results Per Page
  • Sort Options
  • Item
    ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ይክፌሊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብዪዒዱ
    (Mekelle University, 2025-12-25) ተካ ገብረግዮርጊስ ኪዲነማርያም
    ናይዙ መፅናዕቲ እዙ ርእሲ ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ክፌሊ ካልኣይብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብይ ዒዱ ከመይ ከም ዗ምህሩን ዗ለዎም ክፌተት(ሕፅረት)እንታይ ከም ዜመስሉን መፌትሒ ሓሳባት ከመይምስትኽኻል ከም ዜካኣልን ዲህሳሳዊ መፅናዕቲ ተኻይደ። እዙ ኣመራርፃ ተፀናዕቲ ድማ ኣብቲ ዜተጠቐሰ ቤት ትምህርቲ ዗ምህሩ ናይ ትግርኛ መምህራን ንኹሎም ኣሳታፉ ብዜኾነ ኣገባብ ተጠቒሙ መፅንዑ ኣካል መፅኔዕቱ ኣካይደ። እዙመፅናዕቲ ብዕውት ንምክያድ ዜተጠቐመሉ ሜላ ኣፀናንዒ ድማ ፇተሻ ሰነድንትዕዜብቲ(ምልከታ ክፌሊ) ብምክያድን ዜተኣከቡ መረዲእታታት ድማ መዏቀንታት ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ክፌሊ ካልኣይ ብርካ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብይ ዒዱ መሰረት ብምግባር እዩ። ብኸምዙ ዜተኣከቡ ዜተኣከቡ መረዲእታታት ድማ ብገለፃዊ ሜለ ኣተናትና መረዲእታ ተተንቲኖም ቐሪቦም።

DSpace software copyright © 2002-2026 LYRASIS

  • Privacy policy
  • End User Agreement
  • Send Feedback
Repository logo COAR Notify