Browsing by Author "ይባልህ ዝበሎ ገ/ኪዲን"
Now showing 1 - 1 of 1
- Results Per Page
- Sort Options
Item ግቡኡነት ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ብዯረጃ ታሽዒይ ክፍሊ(Mekelle University, 2025-01-25) ይባልህ ዝበሎ ገ/ኪዲንማራ ፅሑፍ እዚ ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ታሽዒይ ክፍሊ ዝብል ኮይኑ ቀንዱ ዕላማ ናይዚ መፅናዕቲ ኣብዚ ዯረጃ ክፍሊ ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ኣዯላልኦም እንታይ ይመስል ግብእነቶም እንታይ ይመስል ንምፍታሽ ዝዒለመ መፅናዕቲ እዩ:: ኣዯላልዋን ግብእኖቶምን መልመዴታት ሰዋሰው እንታይ ይመስል? ዝብሉን ኣገዯስቲ ነጥብታት መሰረት ገይሩ ዝተልዒለ መፅናዕቲ እዩ:: ካብቲ ዝተረኽበ መረዲእታን ትንተናን ዝተርኣዩ ሕፅረታት ገሊኦም ምዕራፊት ጠቅላላ መልመዱ ሰዋሰው ዘይብሎም፣ ኣብቶም ምዕራፊት ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ተመጣጣንነት ዘይምህላው፣ በቢምዕራፍ ዝርከቡ መልመዴታት ግብእነቶም ምህላዎም፣ምስ ዒቅሚ ተምሃሮ ዘይመጣጠኑ ሕቶታት ምህላው፣ሽፊን ሰዋሰው ውሕዴ ምካን፣ ኣብ መንጎ እቶም መልመዴታት ሰዋሰው ተኽታታልነት ዘይምህላው፣ግልፂ ዘይኮኑን መሻመይትን ሕቶታት ምህላው እዩም::ነዞም ዝተጠቐሱ ክፍተታት ከም መፍትሒ ሓሳብ ዝተወሰደ ዴማ ኣብ ከሎም ምዕራፊት መልመዴታት ሰዋሰው ክካተቱ ተዝግበር፣ ኣብቶም ምዕራፊት ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ሽፊን ተመጣጢኖም ተዝዲለው፣ ናይቶም መልመዴታት ምዴግጋም ሰዋሰው ክቅንስ ተዝግበር ዝብሉ ይርከብዎም::