Skip to main content
Communities & Collections
All of DSpace
Statistics
English
العربية
বাংলা
Català
Čeština
Deutsch
Ελληνικά
Español
Suomi
Français
Gàidhlig
हिंदी
Magyar
Italiano
Қазақ
Latviešu
Nederlands
Polski
Português
Português do Brasil
Srpski (lat)
Српски
Svenska
Türkçe
Yкраї́нська
Tiếng Việt
Log In
Log in with ORCID
Log in
New user? Click here to register.
Have you forgotten your password?
Home
College of Social Sciences and Languages
Department of Tigrigna Language, Literature and Folklore
Browse by Author
Department of Tigrigna Language, Literature and Folklore
Permanent URI for this collection
https://repository.mu.edu.et/handle/123456789/133
Browse
Search
By Issue Date
By Author
By Title
By Subject
By Subject Category
Search
By Issue Date
By Author
By Title
By Subject
By Subject Category
Browse
Filter results by typing the first few letters
All browse results
Now showing
1 - 1 of 1
Results Per Page
1
5
10
20
40
60
80
100
Sort Options
Ascending
Descending
No Thumbnail Available
Item
ግቡኡነት ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ብዯረጃ ታሽዒይ ክፍሊ
(
Mekelle University
,
2025-01-25
)
ይባልህ ዝበሎ ገ/ኪዲን
Show more
ማራ ፅሑፍ እዚ ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ታሽዒይ ክፍሊ ዝብል ኮይኑ ቀንዱ ዕላማ ናይዚ መፅናዕቲ ኣብዚ ዯረጃ ክፍሊ ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ኣዯላልኦም እንታይ ይመስል ግብእነቶም እንታይ ይመስል ንምፍታሽ ዝዒለመ መፅናዕቲ እዩ:: ኣዯላልዋን ግብእኖቶምን መልመዴታት ሰዋሰው እንታይ ይመስል? ዝብሉን ኣገዯስቲ ነጥብታት መሰረት ገይሩ ዝተልዒለ መፅናዕቲ እዩ:: ካብቲ ዝተረኽበ መረዲእታን ትንተናን ዝተርኣዩ ሕፅረታት ገሊኦም ምዕራፊት ጠቅላላ መልመዱ ሰዋሰው ዘይብሎም፣ ኣብቶም ምዕራፊት ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ተመጣጣንነት ዘይምህላው፣ በቢምዕራፍ ዝርከቡ መልመዴታት ግብእነቶም ምህላዎም፣ምስ ዒቅሚ ተምሃሮ ዘይመጣጠኑ ሕቶታት ምህላው፣ሽፊን ሰዋሰው ውሕዴ ምካን፣ ኣብ መንጎ እቶም መልመዴታት ሰዋሰው ተኽታታልነት ዘይምህላው፣ግልፂ ዘይኮኑን መሻመይትን ሕቶታት ምህላው እዩም::ነዞም ዝተጠቐሱ ክፍተታት ከም መፍትሒ ሓሳብ ዝተወሰደ ዴማ ኣብ ከሎም ምዕራፊት መልመዴታት ሰዋሰው ክካተቱ ተዝግበር፣ ኣብቶም ምዕራፊት ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ሽፊን ተመጣጢኖም ተዝዲለው፣ ናይቶም መልመዴታት ምዴግጋም ሰዋሰው ክቅንስ ተዝግበር ዝብሉ ይርከብዎም::
Show more