ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ይክፌሊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብዪዒዱ
| dc.contributor.author | ተካ ገብረግዮርጊስ ኪዲነማርያም | |
| dc.date.accessioned | 2025-12-30T06:19:16Z | |
| dc.date.issued | 2025-12-25 | |
| dc.description.abstract | ናይዙ መፅናዕቲ እዙ ርእሲ ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ክፌሊ ካልኣይብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብይ ዒዱ ከመይ ከም ምህሩን ለዎም ክፌተት(ሕፅረት)እንታይ ከም ዜመስሉን መፌትሒ ሓሳባት ከመይምስትኽኻል ከም ዜካኣልን ዲህሳሳዊ መፅናዕቲ ተኻይደ። እዙ ኣመራርፃ ተፀናዕቲ ድማ ኣብቲ ዜተጠቐሰ ቤት ትምህርቲ ምህሩ ናይ ትግርኛ መምህራን ንኹሎም ኣሳታፉ ብዜኾነ ኣገባብ ተጠቒሙ መፅንዑ ኣካል መፅኔዕቱ ኣካይደ። እዙመፅናዕቲ ብዕውት ንምክያድ ዜተጠቐመሉ ሜላ ኣፀናንዒ ድማ ፇተሻ ሰነድንትዕዜብቲ(ምልከታ ክፌሊ) ብምክያድን ዜተኣከቡ መረዲእታታት ድማ መዏቀንታት ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ክፌሊ ካልኣይ ብርካ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብይ ዒዱ መሰረት ብምግባር እዩ። ብኸምዙ ዜተኣከቡ ዜተኣከቡ መረዲእታታት ድማ ብገለፃዊ ሜለ ኣተናትና መረዲእታ ተተንቲኖም ቐሪቦም። | |
| dc.identifier.uri | https://repository.mu.edu.et/handle/123456789/1221 | |
| dc.language.iso | other | |
| dc.publisher | Mekelle University | |
| dc.title | ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ይክፌሊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብዪዒዱ | |
| dc.type | Thesis |
