Repository logo

ግቡኡነት ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ብዯረጃ ታሽዒይ ክፍሊ

dc.contributor.authorይባልህ ዝበሎ ገ/ኪዲን
dc.date.accessioned2025-04-26T07:41:17Z
dc.date.issued2025-01-25
dc.description.abstractማራ ፅሑፍ እዚ ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ታሽዒይ ክፍሊ ዝብል ኮይኑ ቀንዱ ዕላማ ናይዚ መፅናዕቲ ኣብዚ ዯረጃ ክፍሊ ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ኣዯላልኦም እንታይ ይመስል ግብእነቶም እንታይ ይመስል ንምፍታሽ ዝዒለመ መፅናዕቲ እዩ:: ኣዯላልዋን ግብእኖቶምን መልመዴታት ሰዋሰው እንታይ ይመስል? ዝብሉን ኣገዯስቲ ነጥብታት መሰረት ገይሩ ዝተልዒለ መፅናዕቲ እዩ:: ካብቲ ዝተረኽበ መረዲእታን ትንተናን ዝተርኣዩ ሕፅረታት ገሊኦም ምዕራፊት ጠቅላላ መልመዱ ሰዋሰው ዘይብሎም፣ ኣብቶም ምዕራፊት ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ተመጣጣንነት ዘይምህላው፣ በቢምዕራፍ ዝርከቡ መልመዴታት ግብእነቶም ምህላዎም፣ምስ ዒቅሚ ተምሃሮ ዘይመጣጠኑ ሕቶታት ምህላው፣ሽፊን ሰዋሰው ውሕዴ ምካን፣ ኣብ መንጎ እቶም መልመዴታት ሰዋሰው ተኽታታልነት ዘይምህላው፣ግልፂ ዘይኮኑን መሻመይትን ሕቶታት ምህላው እዩም::ነዞም ዝተጠቐሱ ክፍተታት ከም መፍትሒ ሓሳብ ዝተወሰደ ዴማ ኣብ ከሎም ምዕራፊት መልመዴታት ሰዋሰው ክካተቱ ተዝግበር፣ ኣብቶም ምዕራፊት ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ሽፊን ተመጣጢኖም ተዝዲለው፣ ናይቶም መልመዴታት ምዴግጋም ሰዋሰው ክቅንስ ተዝግበር ዝብሉ ይርከብዎም::
dc.identifier.urihttps://repository.mu.edu.et/handle/123456789/360
dc.identifier.urihttps://doi.org/10.82589/muir-303
dc.language.isoother
dc.publisherMekelle University
dc.titleግቡኡነት ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ብዯረጃ ታሽዒይ ክፍሊ
dc.typeThesis

Files

Original bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Loading...
Thumbnail Image
Name:
Yibalih Zibelo.pdf
Size:
1.14 MB
Format:
Adobe Portable Document Format

License bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Loading...
Thumbnail Image
Name:
license.txt
Size:
1.71 KB
Format:
Item-specific license agreed to upon submission
Description: