Repository logo

ዳህሳስ ስነ ቃላት መፅሓፍ ተምሃራይ ተግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ብመንፅር ዕለማ ትምህርቲ ቋንቋ

dc.contributor.authorገብረትንሳኤ ዘንፎ ገብረፃዲቅ
dc.date.accessioned2025-04-25T06:41:20Z
dc.date.issued2025-01-28
dc.description.abstractማራ መፅናዕቲ ናይዚ መፅናዕቲ ትኹረት ኣብ ታሽዓይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ዘለው ኣካል ስነ ፅሑፍ ዝኾኑ ስነ ቃላት ብመንፅር ብመንፅር ዕላማ ትምህርቲ ቋንቋእንታይ ከም ዝመስል ምድህሳስ እዩ።።ናይዚ መፅናዕቲ መበገሲ ዝኾነ ሓፈሻዊ ዛዕባ ድማ ስነ ቃላት ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘለዎም ሰሓብነት ቋንቋ ፣ምስ ባህልን ልምድን ተምሃሮ ዘለዎ ምትእስሳር ዝፍትሽ እዩ።ከምዚ እንትኸውን ኣብዚ መፅናዕቲ ዝትንተሉ ስነ ቃለት ብፈተሻ ሰነድ ዝተኣከቡ ብዓይነታዊ ሜላ ኣተናትና ዝተተንቲኑ እዮም። ዕልባት እዚ ፅሑፍ እንትርአ ድማ ከም ኣድላይነት ስነ ቃል ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክንዲ ዘድለ ከም ዘይኮነን በመንፅር ዝተሰከሞ ትሕዝቶ እውን ኣብ ምኽዕባት ክእለት ቋንንቋ፣ ስብእናን ባህልኻ ምፍላጥን ትኹረቱ ዝተሓተ እዩ። እዚ ብምዃኑ ድማ መፅነዓይ ኣብ ምድላው መፅሓፍ ተምሃራይ ዝሳተፉ ኣካላት መዳርግቲ ኣካለት ከም ዘድልን መምህራን ድማ ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተወሳኺ ፃዕሪ ከም ዘድልዮም ኣንፈት ዘቐመጠ እዩ።
dc.identifier.urihttps://repository.mu.edu.et/handle/123456789/318
dc.identifier.urihttps://doi.org/10.82589/muir-295
dc.language.isoother
dc.publisherMekelle University
dc.titleዳህሳስ ስነ ቃላት መፅሓፍ ተምሃራይ ተግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ብመንፅር ዕለማ ትምህርቲ ቋንቋ
dc.typeThesis

Files

Original bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Loading...
Thumbnail Image
Name:
Gebretinsae Zenfo.pdf
Size:
478.37 KB
Format:
Adobe Portable Document Format

License bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Loading...
Thumbnail Image
Name:
license.txt
Size:
1.71 KB
Format:
Item-specific license agreed to upon submission
Description: