ትንተና ሰዉሰዉወ ጌጋታት ኣብ ምፅሓፌ ምፅሓፌ ዴርሰት ተምሃሮ ታሽዒይ ክፌሉ ቤት ትምህርቲ ካሌኣይ ብርኪ ዲዕሮ ሓፊሽ
| dc.contributor.author | ኣመናይ ተመስገን | |
| dc.date.accessioned | 2025-12-27T23:35:02Z | |
| dc.date.issued | 2025-11-24 | |
| dc.description.abstract | እዙ መፅናዕቲ ተምሃሮ ካሌኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዲዕሮ ሓፊሽ ተምሃሮ ኣብ ከይዱ ምፅሓፌ ዴርሰት ርአይዎም ሰዉሰዉወ ጌጋታት ኣብ ምትንታን ዴሃበ እዩ። በዙ መሰረት ንመፅናዕቲ ዜተሓረዩ 72 ተምሃሮ ፇተና ምፅሓፌ ዒንቀፅ ክስደ ተገይሩ። ኣብቲ ምፅሓፌ ዒንቀፅ ዜተረኣዩ ስዉስዉወ ጌጋታት ሕዴ ሕድም ተፇሌዮም። ከምኡውን ኣብ ክፌሉ ኣብ ከይዱ ምምሃር ምስትምሃር ተምሃሮ ዒንቀፅ እንትፅሕፈ ዜፇጠርዎም ስዉስዉወ ጌጋታት ብትዕዜብቲ ተፇሌዮም። ብተሳኺ እዝም ሰዉሰዉወ ጌጋታት በዜሖም ዒይነቶምን ከምኡ እውን ኣፇፃፅመኦም ተፇሌዮም ተተንቲኖም። እቲ ኣተናትና ብዒይነታወ ሜሊ ኣተናትና ብገሇፅቲ ቃሊትን ሓረጋትን ዜቐረበ እዩ። በዙ መሰረት እቶም ዜተረኣዩ ሰዉሰዉወ ጌጋታት ብዉናነት ኣጠቓቕማ መተሓሓዜቲ ቃሊትን ሓረጋትን፣ ይምስናይ በዒሌቤትን ግስን፣ ፀገማት ምውዲዲን ኣተሃናንፃን ምለእ ሓሳባትን፣ ፀገማት ኣጠቓቕማ ክፌሉ ቃሊት፣ ስርዒተ ነጥቢታት፣ ገሇፅቲ ቃሊትን ኮይኖም ተረኺቦም። እዙ ኣብ ምፅሓፌ ዒንቀፅ ኣዴሊይነት ሰዉሰው ረዴእን ኣብቶም ተምሃሮ ኣብ ምስትምሃር ሰዉሰውን ፅሕፇትን ጉዴሇት ከም ል መሊኽት እዩ። በዙ ዴማ መምህራንን መዲሇውቲ መፅሓፌትን ኪኢሊታት ሰርዒተ ትምህርትን ነዙ ኣብ ግምት ምእታው ስራሕቶም እንተሳሌጡን መምህራንእውን ንሰዉሰው ትኹረት እንተዜህቡን ዜብሌ ሇበዉ ተዉሂቡ። | |
| dc.identifier.uri | https://repository.mu.edu.et/handle/123456789/1216 | |
| dc.language.iso | other | |
| dc.publisher | Mekelle University | |
| dc.title | ትንተና ሰዉሰዉወ ጌጋታት ኣብ ምፅሓፌ ምፅሓፌ ዴርሰት ተምሃሮ ታሽዒይ ክፌሉ ቤት ትምህርቲ ካሌኣይ ብርኪ ዲዕሮ ሓፊሽ | |
| dc.type | Thesis |