ኣመራርፃን ኣቀራርባን ክብርታት ትግራይ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ብመንፅር ስነ ፅሑፍ ንምስትምሃር ባህሊ
| dc.contributor.author | ብርሃነ ገብራይ | |
| dc.date.accessioned | 2025-12-28T03:28:10Z | |
| dc.date.issued | 2025-11-24 | |
| dc.description.abstract | እዚ መፅናዕቲ ኣመራርፃን ኣቀራርባን ክብርታት ትግራይ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ብመንፅር ስነ ፅሑፌ ንምስትምሃር ባህሉ ዜፇተሸ እዩ። ኣመራርፃን ኣቀራርባን ክብርታት ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ንክብርታት ትግራይ እውንታዊ ብዜኾነ መንገዱ ካተተ ዴዩ ንዜብሌ ሕቶ ንምምሊስ ፇሊማ እቶም ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ዜርከቡ ስነ ፅሑፊዊ ስራሕቲ ተፇሌዮም። ብምቕፃሌ ኣብ ውሽጢ እዝም ስነ-ፅሑፊዊ ፅሑፊት ብስውር ዜቐረቡ ክብርታት ትግራይ እንታይ እንታይ ከም ዜኾነ ብዕሊማ ሜሊ ኣታሓራርያ መረዲእታ ኩልም ስነ-ፅሑፊዊ ስራሕቲ ተፇቲሾም። ቀፂለ ኣመራርፃን ኣቀራርባን እቶም ክብርታት ትግራይ ብመንፅር ዒሊማውን ትግራዋይነትን ዜህሌዎም እወንታዊ ፅሌዋ ንምስትምሃር ባህሉ መሰረት ተገምጊሞም። በዙ ዴማ መብዚሕትኦም እቶም ፅሑፊት ክብርታት ህዜቢ ትግራይ ካተቱን ኣብ ምስትምሃር ባህሉ ትግራይ እወንታዊ ኣስተዋፅኦ ሇዎምን ኮይኖም ተረኺቦም። ብምዃኑ ካብዚ መፅሓፌ ተሞኩሮ ተወሲደ ኣብ ካሌኦት መፅሓፌቲ ቋንቋ እውን ተመሳሳሉ ስራሕ ክስራሕ ኪኢሊታት ስርዒተ ትምህርትን መዲሇውቲ መፅሓፌትን ነዙ መፅናዕቲ ከም እታወት እንተዜጥቀሙለ ዜበሌ ሇበዋ ተዋሂቡ። | |
| dc.identifier.uri | https://repository.mu.edu.et/handle/123456789/1220 | |
| dc.language.iso | other | |
| dc.publisher | Mekelle University | |
| dc.title | ኣመራርፃን ኣቀራርባን ክብርታት ትግራይ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ብመንፅር ስነ ፅሑፍ ንምስትምሃር ባህሊ | |
| dc.type | Thesis |
