Repository logo

ድህረ ምረቓ ብምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ምትእስሳር ዕላማን ትሕዝቶን መርሃ ትምህርትን መፅሓፍ ተምሃራይን ቋንቋ ትግኛ ንታሽዓይ ክፍሊ ዝቐረበ ክእለት ፅሕፈት

dc.contributor.authorኬርያ ኣዳነ ስጦታ
dc.date.accessioned2025-12-30T09:22:18Z
dc.date.issued2017-12-25
dc.description.abstractዕላማ እዚመፅናዕቲ ምትእስሳር ዕላማን ትሕዝቶን መርሃ ትምህርቲን መፅሓፍ ተምሃራይን ቋንቋ ትግርኛ ንተሸዓይ ክፍሊ ክእለት ፅሕፈት እዩ፡፡ እዚ መፅናዕቲ ፅሑፍ ንሜላታት መአከቢ መረዳእታ ቃል መሕተትን መምህራን ተፍትሽ ሰነድን ጉጅላዊ ዘተ ንመምህራን ቋንቋ ትግርኛ ብምጥቓም አድለይቲ መረዳእታታት ተአኪቦም እዮም፡፡ አብዚ መፅናዕቲ መምህራን ቋንቋ ትግርኛ ተሸዓይ ክፍሊ ተሳተፍቲ ኮይኖም እዮም፡፡ አብዚ ዝተረኸበ ውፅኢት ድማ መፅናዕትን ትሕዝቶአዊ ጉቡእነት እዚ ተፀንዓይ መፅሓፍ ትሕቲ ፍርቂ ማለት ዘዕግብ ውፅእት ኮይኑ ተመዝግቡ አሎ፡፡ ተረኺቦም ዘለው ርካቦታት መፅናዕቲ ናብ ግብሪ ንምውዓል ብፍላይ አብያተ ትምህርቲ፣ ሰብ ሞያ ቋንቋ ትግርኛ፣ በቢብርኪ ዘለው ምድላውን ትግበራን ስርዓተ ትምህርቲ፣ ካልኦት መዳርግቲ አካላትን ልምዲ ልውውጥ ክለሳ መፅሓፍን ብምግባር አብ ምዕባይ ጥበባዊ ክእለት ፅሕፈት እጃሞም ክዋፅኡ ይላቦ፡፡
dc.identifier.urihttps://repository.mu.edu.et/handle/123456789/1225
dc.language.isoother
dc.publisherMekelle University
dc.titleድህረ ምረቓ ብምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ምትእስሳር ዕላማን ትሕዝቶን መርሃ ትምህርትን መፅሓፍ ተምሃራይን ቋንቋ ትግኛ ንታሽዓይ ክፍሊ ዝቐረበ ክእለት ፅሕፈት
dc.typeThesis

Files

Original bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Loading...
Thumbnail Image
Name:
Kerya Adane.pdf
Size:
545.7 KB
Format:
Adobe Portable Document Format

License bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Loading...
Thumbnail Image
Name:
license.txt
Size:
1.71 KB
Format:
Item-specific license agreed to upon submission
Description: