Repository logo

ግቡእነት መምርሕታት መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ዕሊማን ትሕዜቶ ስነ ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋን

dc.contributor.authorሰልሞን ፌፁምብርሃን ገብሩ
dc.date.accessioned2025-04-25T09:05:50Z
dc.date.issued2025-09-25
dc.description.abstractማራ መፅናዕቲ ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ዜርከቡ መምርሕታት ስነ-ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋን ግቡእነቶም ብመንፅር ዕሇማን ትሕዜቶ ስነ-ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋን ምፌታሽ ነይሩ። እዙ ንምትግባር ኣብቲ መፅሓፌ ዗ሇዉ መምርሕታት ስነ-ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋ ኩልም ብዕለም ሜሊ ተፀናዕቲ ኮይኖም፤ መረዲእታ ተኣኪቡልም። በዙ መሰረት ነዝም መምርሕታት ንምግምጋም የኽእለ ብዜተባሃለ ዒሰርተ መጥሇሉ ነጥብታት እቶም መምርሕታት ተገምጊሞም። ከም ውፅኢት ዴማ እቶም መምርሕታት መብዚሕትኦም ብዕሊማን ትሕዜቶ ስነ-ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋን ግቡኣት ኮይኖም ተረኺቦም። ኣብ ገሉኦም መምርሕታት ዴማ ንፁርነት ዗ይምህሊው፣ መምርሕታት ዗ይምህሊው፣ ብተምሃሮን መምህራንን ዜስርሑ ዕዮታት ዗ይምንፃር፣ ካብቲ ስነ-ፅሑፌ ዜተወሰዯን ንምንታይ ከም ዜቐረበን ዜገሌፅ መነፀርታ ዗ይምሓዜን ተርእዮታት ተራእዮም። በዙ ዴማ መምርሕታት ብዜምሌከቶም ኣካሊት እንትዲሇዉ ንፁራትን ንምስትምሃር ቋንቋ ብዜጥዕምን ኣገባብ ክዲሇዉ ኣሇዎም ዜብሌ ሇበዋ ተዋሂቡ።
dc.identifier.urihttps://repository.mu.edu.et/handle/123456789/355
dc.identifier.urihttps://doi.org/10.82589/muir-298
dc.publisherMekelle University
dc.titleግቡእነት መምርሕታት መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ዕሊማን ትሕዜቶ ስነ ፅሑፌ ንምስትምሃር ቋንቋን
dc.typeThesis

Files

Original bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Loading...
Thumbnail Image
Name:
Solomo Fitsum.pdf
Size:
786.06 KB
Format:
Adobe Portable Document Format

License bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Loading...
Thumbnail Image
Name:
license.txt
Size:
1.71 KB
Format:
Item-specific license agreed to upon submission
Description: