ግቡእነት ኣቀራርባ ስነ ፅሑፌ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ምስትምሃር ቋንቋ

dc.contributor.authorገረዜጊሄር ብርሃነ ገብረኪዲን
dc.date.accessioned2025-04-25T07:24:59Z
dc.date.issued2025-02-25
dc.description.abstractማራ መፅናዕቲ እዙ መፅናዕቲ ግቡእነት ኣቀራርባ ሰነ ፅሑፌ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ዗ዴሀበ ኯይኑ፤ ሒዜዎ ዜተበገሰ ቀንዱ ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ግቡእነት ኣቀራርባ ትሕዜቶ ስነ ፅሑፊዊ ስራሕቲ ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ መፅሓፌ ተምሃራይ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ምስትምሃር ቋንቋ ብስነ ፅሑፌ እንታይ ከምዜመስሌ ምግምጋም እዩ። ንዴፉ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ገምጋማዊ መፅናዕቲ ዜምዯብ ኮይኑ፤ ኣብ’ዙ መፅናዕቲ ብቐንዱ መፅናዒይ ዜተጠቐመለ መአከቢ መረዲእታ ዲህሳስ ሰነዴ (ትንተና መፅሓፌ) መምሃሪ መፅሓፌ ተምሃራይ ታሽዒይ ክፌሉ እዩ። ብዲህሳስ ሰነዴ ዜተረኸቡ መረዲእታታት ዒይነታዊ ኣቢሇካ ንምትንታን ተኻኢለ ኣል። ውፅኢት እዙ መፅናዕቲ ከም ዗መሊኽቶ ኣብ መምሀሪ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ዗ሇዉ ትሕዜቶታት ስነፅሑፌ ብመዲይ ምዕባይ መርአያ ቋንቋ ዗ሇዎም ብቕዒት እንትረአ ዜዒ዗዗ እጃም ከም዗ሇዎም የመሊኽት። ብተወሳኺ እቶም ስነ ፅሑፊት ምስ ባህሌን ሌምዴን እቶም ተምሃሮ ዗ንፀባርቑ፤ ምሰ ናይ ተምሃሮ ባህሊዊ ዴሕረ ባይታ ተሳንዮም ከም ዜቐረቡ የረዴእ።ብተመሳሳሉ ምስ መርኣያ ዕቤት ውሌቀ ስብእና ተምሃሮ ብምትሕሓዜ እቶም ኣብ ውሽጢ መምሃሪ መፅሓፌ ታሽዒይ ክፌሉ ዗ሇው ስነ ፅሑፊት ተምሃሮ እናተዋ዗ዩን መንፇሶም ብምህዲስን፤ ዒርሶም በቶም ዜቐረቡ ስነ ፅሑፊት ክሃንፁ የኽእሌዎም። ኣብ’ዙ ከም ክፌተት ዜሊዒሌ ጉዲይ ኣብ ምዕባይ መርኣያ ቋንቋ ክእሇት ስዋስውን መዋቕርን ኣብ ምምሃር ትኹረት አይገበረን። ስሇዙ መምህራን ኣብ እዋን ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ስነ ፅሑፊት ተምሃሮ ኣእምሮኣዊን ፌሌጠታውን ሇውጥታት ከምዜግቡ ስሇዜሕግዘ ኣብ ከይዱ ስርሖም ብቀፃሌነት ክጥቀምልም ይግባእ።
dc.identifier.urihttps://repository.mu.edu.et/handle/123456789/352
dc.identifier.urihttps://doi.org/10.82589/muir-300
dc.publisherMekelle University
dc.titleግቡእነት ኣቀራርባ ስነ ፅሑፌ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ምስትምሃር ቋንቋ
dc.typeThesis

Files

Original bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Name:
Grezgiher Birhane.pdf
Size:
737.29 KB
Format:
Adobe Portable Document Format

License bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Name:
license.txt
Size:
1.71 KB
Format:
Item-specific license agreed to upon submission
Description: