ዕሊማ ምእታውን ግቡእነትኣቀራርባን ስነቃሊት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፍሉ

dc.contributor.authorፀጋ መኮነን ሃይለ
dc.date.accessioned2025-04-25T09:21:20Z
dc.date.issued2025-01-25
dc.description.abstractማራ ሓሳብ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ዕሊማ ምእታውን ግቡእነት ኣቀራርባን ስነቃሊት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ከፍሉ ኮይኑ ብዋናነት ኣብዙ ዜኣተዉ ስነቃሊት ንምንታይ ዕሊማ ከምዜኣተዉን ግቡእነት ኣቃራርበኦም እንታይ ከምዜመስሌ ብምፍታሽ መፅናዕቲ ተኻይደ እዩ፡፡ እዙ መፅናዕቲ ንምክያዴ መበገሲ ዜኾነ ሓሳብ ኣብ ከይዱ ምምሃር ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ንምምሃር ዜኣተዉ ስነቃሊት ትኹረት አይግበረልምን ብዕሊማ ኣይኣተዉን ዜብሌ ሓሳብ ስሇ ዜቐርብን ነዙ ንምርግጋፅ ኣብ ተግባር ዜወዒሇ ዕሊማን ግቡእነት አቀራርብኡን ንምትንታን እዩ ፡፡ሜሊ ኣፀናነዒ ዴማ ኣገዯስቲ ሕቶታት ዜምሌሱ ካብ መፅሓፍ ተምሃራይ ዲህሳስንዕምቆታዊ ንባብ መረዲእታ ተኣኪቦም እዮም ፡፡ ዜተኣከቡ መረዲታታት ብሜሊ መጠናውን ዒይነታውን ትንተና ተተንቲኖም ቀሪቦም እዮም ፡፡ ውፅኢት ናይዙ መፅናዕቲ ዴማ ዜተኻተቱ ዒይነታት ስነቃሊት መጠኖም ትሑት፣ብዒይነቶምን ብበዜሖምን዗ይመጣጠኑ ምኻን፣ንፁር ዕሊማ ዗ይምህሊዎም ፣ግቡእነት ኣቀራርበኦም ትሑት፣ትሕዜቶንምምሃር ዜኣተው ስነቃሊት ኣብ ስነሌሳን ምኻኑ ተረጋጊፁ እዩ፡፡ ኣብ መወዲእታ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ዜኣተው ስነቃሊት በዜሖምን ዒይነቶምን ተመጣጠንቲ ክኾኑ ይግባእ ። ብፍሊይ ኣብ ምዴሊው መፅሓፍ ተምሃራይ እትሳተፈ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ስነቃሊት ዕሊመኦም ተነፂሩ፣ክእሇታትንባእታታትን ቋንቋ መሰረት ገይሩ ንክዲሇው ንዜምሌከቶም ኣካሊት ተሓቢሩ እዩ፡፡
dc.identifier.urihttps://repository.mu.edu.et/handle/123456789/357
dc.identifier.urihttps://doi.org/10.82589/muir-304
dc.language.isoother
dc.publisherMekelle University
dc.titleዕሊማ ምእታውን ግቡእነትኣቀራርባን ስነቃሊት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፍሉ
dc.typeThesis

Files

Original bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Name:
Tsega Mekonen.pdf
Size:
1.11 MB
Format:
Adobe Portable Document Format

License bundle

Now showing 1 - 1 of 1
Name:
license.txt
Size:
1.71 KB
Format:
Item-specific license agreed to upon submission
Description: