ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዴታት ቃሊት መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ንታሽዒይ ክፌሉ
| dc.contributor.author | መብርሂት ገብረእግዙኣብሄር ገብረ | |
| dc.date.accessioned | 2025-04-25T07:29:34Z | |
| dc.date.issued | 2025-01-25 | |
| dc.description.abstract | ማራ ሓሳብ ቀንዱ ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዱታት ቃሊት ቋንቋ ትግርኛ መፅሓፌ ተምሃራይ ንታሽዒይ ክፌሉ እዩ። እዙ ዕሊማ ተግባራዊ ንክኸውን ዜተመረፀ ስሌቲ ገሊፂ ሜሊ ኮይኑ፤ ብፌተሻ ሰነዴ ንዜተረኸቡ መረዲእታታት ብገሊፂ ሜሊ ተተንቲኑ ቀሪቡ ኣል። ፇተሻ ሰነዴ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ፥ መምርሒ ንመምህርን መርሃ ትምህርቲን ሇዉ ቃሊት ብቀስቃሳይነትን ዜንባሇን፣ ብዴሕረ ባይታ ተምሃሮ፣ ብዒቕሚ ተምሃሮን እዋናወነት ትሕዜቶን ነቶም ቃሊተ ተፇቲሾም። ብመሰረት እዙ ዜተኻየዯ መፅናዕቲ ኣብ ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዱታት ቃሊት ኣወንታውን ኣለታውን ርካቦታት ውፅኢት መፅናዕቲ ተረኺቡ። | |
| dc.identifier.uri | https://repository.mu.edu.et/handle/123456789/353 | |
| dc.identifier.uri | https://doi.org/10.82589/muir-306 | |
| dc.language.iso | other | |
| dc.publisher | Mekelle University | |
| dc.title | ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዴታት ቃሊት መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ንታሽዒይ ክፌሉ | |
| dc.type | Thesis |