Skip to main content
Communities & Collections
All of DSpace
Statistics
English
العربية
বাংলা
Català
Čeština
Deutsch
Ελληνικά
Español
Suomi
Français
Gàidhlig
हिंदी
Magyar
Italiano
Қазақ
Latviešu
Nederlands
Polski
Português
Português do Brasil
Srpski (lat)
Српски
Svenska
Türkçe
Yкраї́нська
Tiếng Việt
Log In
Log in with ORCID
Log in
New user? Click here to register.
Have you forgotten your password?
Home
College of Social Sciences and Languages
Browse by Author
College of Social Sciences and Languages
Permanent URI for this community
https://repository.mu.edu.et/handle/123456789/27
Browse
Search
Subcommunities and Collections
By Issue Date
By Author
By Title
By Subject
By Subject Category
Search
Subcommunities and Collections
By Issue Date
By Author
By Title
By Subject
By Subject Category
Browse
Filter results by typing the first few letters
All browse results
Now showing
1 - 1 of 1
Results Per Page
1
5
10
20
40
60
80
100
Sort Options
Ascending
Descending
No Thumbnail Available
Item
ዳህሳስ ስነ ቃላት መፅሓፍ ተምሃራይ ተግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ብመንፅር ዕለማ ትምህርቲ ቋንቋ
(
Mekelle University
,
2025-01-28
)
ገብረትንሳኤ ዘንፎ ገብረፃዲቅ
Show more
ማራ መፅናዕቲ ናይዚ መፅናዕቲ ትኹረት ኣብ ታሽዓይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ዘለው ኣካል ስነ ፅሑፍ ዝኾኑ ስነ ቃላት ብመንፅር ብመንፅር ዕላማ ትምህርቲ ቋንቋእንታይ ከም ዝመስል ምድህሳስ እዩ።።ናይዚ መፅናዕቲ መበገሲ ዝኾነ ሓፈሻዊ ዛዕባ ድማ ስነ ቃላት ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘለዎም ሰሓብነት ቋንቋ ፣ምስ ባህልን ልምድን ተምሃሮ ዘለዎ ምትእስሳር ዝፍትሽ እዩ።ከምዚ እንትኸውን ኣብዚ መፅናዕቲ ዝትንተሉ ስነ ቃለት ብፈተሻ ሰነድ ዝተኣከቡ ብዓይነታዊ ሜላ ኣተናትና ዝተተንቲኑ እዮም። ዕልባት እዚ ፅሑፍ እንትርአ ድማ ከም ኣድላይነት ስነ ቃል ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክንዲ ዘድለ ከም ዘይኮነን በመንፅር ዝተሰከሞ ትሕዝቶ እውን ኣብ ምኽዕባት ክእለት ቋንንቋ፣ ስብእናን ባህልኻ ምፍላጥን ትኹረቱ ዝተሓተ እዩ። እዚ ብምዃኑ ድማ መፅነዓይ ኣብ ምድላው መፅሓፍ ተምሃራይ ዝሳተፉ ኣካላት መዳርግቲ ኣካለት ከም ዘድልን መምህራን ድማ ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተወሳኺ ፃዕሪ ከም ዘድልዮም ኣንፈት ዘቐመጠ እዩ።
Show more