College of Social Sciences and Languages
Permanent URI for this communityhttps://repository.mu.edu.et/handle/123456789/27
Browse
Item THE ROLE OF PARENTAL INVOLVEMENT ON EARLY CHILDHOOD ACADEMIC ACHIEVEMENT: THE CASE OF KINDERGARTEN IN MEKELLE, TIGRAY ETHIOPIA(Mekelle University, 2024-06-21) Roman AlemayehuThis study investigates the role of parental involvement in children's academic performance in early childhood education. Conducted in Mekelle city, Ethiopia, with its diverse socio-economic context, the research focuses on Romanat Kindergarten. Utilizing a quantitative research approach and a descriptive design, data were collected from 141 kindergarten students and analyzed using a linear regression model. The model included fifteen independent variables and one continuous dependent variable representing academic performance. Findings reveal that higher parental education, especially of fathers, a supportive parent-child relationship, and effective parent-school communication significantly enhance children's academic performance. These results underscore the importance of strong partnerships between home and school environments. The study acknowledges limitations such as the small sample size and reliance on quantitative data, suggesting future research should incorporate larger samples and qualitative methods. Recommendations include educational programs for parents, initiatives to strengthen Parent-child relationships, enhanced parent-school communication, and policies to support Parental involvement in early childhood education.Item ግደ ስነ ፅሑፋዊ ስራሕቲ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ኽልተ ክፍሊ ኣብ ምምዕባል ኽእለት ፅሕፈት(Mekelle University, 2025-01-25) መንግስቱ ወልዱ ገብረማርያምማራ መፅናዕቲ እዚ መፅናዕቲ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ንዓሰርተ ኽልተ ክፍሊ ዝቐረቡ ስነ ፅሑፋዊ ስራሕቲ ኣብ ምምዕባል ኽእለት ንዘለዎም ግደ ንምፍታሽ ዝዓለመ እዩ። ስነ ፅሑፍ ምስ ምስትሃር ቋንቋን ምስትምሃር ፅሕፈትን ብምርእኣይ ዘለዎም ምትእስሳር፣ ዓይነታት ስነ ፅሑፍ፣ ረብሓታት ስነ ፅሑፍ ብመንፅር ዕላማን ምምዕባል ኽእለትን ፅሕፈት ዝብሉ ተዳህሲሶም እዮም። ፍልፍል መረዳእታ ኰይኑ ዘገልገለ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ኽልተ ክፍሊ እንትኸውን ሜላ መአከቢ ሓበሬታ ድማ ፈተሻ ሰነድ ትግርኛ ዓሰርተ ኽልተ እዩ። እቶም ብፈተሻ ሰነድ ዝተኣከቡ ሓበሬታታት ድማ ብዓይነታዊ ተተንቲኖም ቐሪቦም እዮም። ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ንዓሰርተ ኽልተ ክፍሊ ዝቐረቡ ስነ ፅሑፋት ንምስትምሃር ፅሕፈት ዝተኸተልዎ መርኣያ ቋንቋ ዘለዎ ግቡእነትን ግደ ስነ ፅሑፋዊ ስራሕቲ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ኽልተ ክፍሊ ኣብ ምምዕባል ኽእለት ፅሕፈትን ተተንቲኖም እዮም። ካብ እቶም ኣብቲ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ኽልተ ክፍሊ ዝቐረቡ ስራሕቲ ስነ ፅሑፍ እቶም (19) ኣራእስ ንምምዕባል ኽእለት ፅሕፈት ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ እዮም።Item ግቡእነት ምንባባት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ ኣብ ምምዕባል ክእለት ንባብ(Mekelle University, 2025-01-25) ፅገ ገብረገርግስ ገብረማርያምማራ መፅናዕቲ እዚ መፅናዕቲ ግቡእነት ምምባባት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ ኣብ ምምዕባል ክእለት ምንባብ ዝብል ርእሲ ሒዙ ዝተበገሰ እዩ። በዚ መሰረት ነዚ ዝቀረበ ርእሲ መፅናዕቲ ንምዕዋት ድሕረባይታ መፅናዕቲ ብዝብል ርእሲዝተፈላለዩ ምሁራን ዝብልዎ ሓሳብ ብምውሳድ ገለፃ ተገይሩሉ እዩ። እዚ ርእሲ ብዋናነት ሰለስተ ቀንዲ ዕላማታት ንምዕዋት ማለት እውን ምንባባት ኣብ ምዕባለ ክእለት ንባብ ዘለዎ ምችውን እንታይ ይመስል ምንባባት ምስተሓንፀፁ ዕላማታት ዘለዎም ዝምድናን ትሕዝቶታትን። ምንባባት ንምዕባለ ክእለት ንባብ ዘለዎም ሰሓባይነት ከመይ ይረአ ዝብሉ ሒዙ ዝተልዓለ እዩ። ነዞም ቀንዲ ዕላማታት መልሲ ንምርካብ ድማ ዳህሳስ ሰነድ ከም መሳርሒ መአከቢ መረዳእታ ዝተጠቐመ እንትኸውን መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ ዘለዉዎ ትሕዝቶታት ምንባብ ዝርዝር መዐቀንታት ሰደቓ ብምድላው ዳህሳስ ሰነድ ተኻይዱ። እዚ መፅናዕቲ ዓይነታዊ ሜላ መአከቢ መሳርሒ ዝኣከቦም መረዳእታታት ብመንፅር ዝርዝር ዕላማታቱ ኣብ ተመሳሳሊ ዕላማ ዘድሀቡ ሓሳባትናብሓደብምውህላል ዓይነታዊ ሜላ ትንተና ብምጥቃም ብዝርዝርሓሳባዊገለፃ ተተንቲኖም እዮም፡፡ ከም ውፅኢት ዝተረኸበ ቀንዲ ርካቦ እንትርአ ድማ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ ዘለዉ ምንባባት ኣብቲ ደረጃ ክፍሊ ንዝምሃሩ ተምሃሮ ክእለት ንባብ ንምዕባል ዘለዎም ምቹውነት ዝተሓተ ከም ዝኾነ፤ እዞም ትሕዝቶታት ምንባብ ተምሃሮ ክምሃሩዎም ምስ ዝተሓንፀፁ ዕላማታት ዘለዎም ዝምድና ፀገማት ከም ዘለዉዎ ብፍላይ ዝርዝርን ክዕቀኑ ዝኽእሉ ዕላማታት ኣብ ምቕማጥ ሕፅረታት ከም ዘለዉ፤ ከምኡውን እዞም ምንባባት እዚኦም ንምዕባለ ክእለት ንባብ ዘለዎም ሰሓባይነት ክንድቲ ዝድለ ሰሓባይ ከም ዘይኮነን ዘለዎም ተመሳሳሊ ኣቀራርባ ኣብ ተምሃሮ ናይ ምስልቻው ኩነታት ከምዝፈጥርን ነቲ ዝተደለየ ክእለት ቋንቋ ኣዘውቲሮም ናይ ምልምማድ ዕድል ንክንእስ ፅልዋ ከም ዘሕደረ ዝብሉ ወሰንቲ ውፅኢታት ተመዝጊቦም እዮም።Item ግቡእነት መልመድታት ኣንቢብካ ምርዳእ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ኣብ ምምዕባል ክእለት ዝርርብ(Mekelle University, 2025-01-25) ፅጌ መሰለማራ መፅናዕቲ እዚ መፅናዕቲ ኣብ መፅሓፍ ትግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ትሕዝቶታት ኣንቢብካ ምርዳእ ኣብ ምምዕባል ክእለት ዝርርብ ዘለዎም ግቡእነት እንታይ ከም ዝመስል ይፍትሽ። ቀንዲ ዕላማ እዚ መፅናዕቲ ኣብ መፅሓፍ ትግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ዝተቐመጡ ትሕዝቶታት ኣንቢብካ ምርዳእ ንምምዕባል ክእለት ዝርርብ ዘለዎም ግቡእነት ምፍታሽ እንትኸውን ኣብ ግንዛበ መልመድታት ንክእለት ዝርርብ ዝምልከት ምኳኑ ምፍታሽ ፤ዑደታዊ ደረጃታት ዝርርብ ብትሕዝቶታት ኣንቢብካ ምርዳእ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ኣብ ምምዕባል ክእለት ዝርርብ ዘለዎ ኣስተዋፅኦ ምፍታሽ፤ዝምድና ኣንቢብካ ምርዳእን ምምዕባል ክእለት ዝርርብ ዘለዎም ግቡእነት ምፍታሽ ዝብሉ ድማ ዝርዝር ዕለማታት እዮም። ነዚ መፅናዕቲ ንክካየድ መልዐሊ ዝኾነ ሓሳብ ነዚ መምሃሪ መፅሓፍ ተጠቒምካ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ ዝትግበረሉ እዋን ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ዘለዉ ናይ ኣንቢብካ ምርዳእ መልመድታት ንምምዕባልን ምስትምሃርን ክእለት ዝርርብ ሓገዝቲ ዘይኾንሉ ትዕዝብቲታት ብምህላዎም እዩ። ኣብዚ መፅናዕቲ ቀንዲ ተፀናዒ እቲ መፅሓፍ ባዕሉ እዩ። ብምሉእነት ሰነድ ፍተሻ ምስ ሳይንሳዊ ሓቅታት ዝተኣሰሰረ ትንተና ዘለዎ እዩ። ሰነድ ፍተሻ ሜላ መአከቢ መረዳእታ ኮይኑ እዚ ተፀናዕን ኣገባብ ኣተኣኻኽባ መረዳእታን ዕሉም ብዝኾነ ኣገባብ ዝተሓረዩ እዮም። እዚ መፅናዕቲ ዓይነታዊ እዩ። ዝበዝሑ መረዳእታታት ዓይነታዊ ብዝኾነ ኣገባብ እዮም ተተንቲኖም። እዚ እንትብሃል ኣብ መፅሓፍ ዘለዉ ናይ ኣንቢብካ ምርዳእ ትሕዝቶታት ምስ ዑደታዊ ደረጃታት ዝብሃሉ ሳይንሳዊ ኣመሃህራ ዝርርብ ብኣንቢብካ ምርዳእ እናተኣሰሰረ ዝቐረበ ትንተና እዩ። ክእለት ዝርርብ ኣብ ናይ ግንዛበ መልመድታት ዝምልከቱ ምኻኖም ንፅፅራዊ ብዝመስል ኣገባብ ተተንቲኑ። ናይዚ መፅናዕቲ ውፅኢት ብምንባብ ኣቢልካ ንክእለት ዝርርብ ኣብ ምስትምሃር ብጣዕሚ ዝንኣሰ ከም ዝኾነን ዝተውሃቦ ጠመተን እውን ምስቶም ካልኦት ክእለታት ቋንቋ ዝተመጣጠነ ኣይኮነን።አብ ኩሎም ናይዚ መፅሓፍ ምዕራፋት ናይ ቅድመ ንባብ ንጥፈታት ብዝግባእ ተግባራዊ ኮይኑ እዩ። ካልኣይ ዑደታዊ ደረጃ ምስትምሃር ዝርርብ ማለት እውን ብዕምቆት ምንባብ ብክፋል ተግባራዊ ዝኾነን ምሉእነት ዘይብሉን እዩ። እቶም ካልኦት ዑደታዊ ደረጃታት ማለት እውን ጉጅላዊ ዘተ፣ ውልቃዊ ገለፃ ምግባርን ሓፈሻዊ ነፀብራቕን ዝብሉ ኣብዚ መፅሓፍ ዝቐረቡ ናይ ኣንቢብካ ምርዳድእ መልመድታት ተግባራዊ ዘይገብር እዩ። ብሓፈሻ ናይ ግንዛበ መልመድታት ንክእለት ዝርርብ ኣብ ምምዕባል ዝንኣሰ ኣስተዋፅኦ ዘለዎም እዮም።ስለዚ መፅሓፍ ትግርኛ ኣብ ምሕታም ዝነጥፉን ብሓላፍነት ዝሰርሕ ትካል ቢሮ ትምህርቲ ትግራይን ካልኦት ውልቀ ኣካላትን ንባብ ሓደ ንክእለት ዝርርብ ንምስትምሃር ዝሕግዝ ዓብዪ ትሕዝቶ ከም ዝኾነ ብምግንዛብ ክሰርሑ፤ ዑደታዊ ደረጃታት ምስትምሃር ዝርርብ ብኣንቢብካ ምርዳእ ብኣግባቡ ክቐርቡን ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ክቐርቡን ግቡእነት ክህልዎምን ኣለዎም ዝብል ርኢቶን ለበዋን መዳለዊት እዚ መፅናዕቲ ተቕርብ ትደሊ።Item ዕሊማ ምእታውን ግቡእነትኣቀራርባን ስነቃሊት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፍሉ(Mekelle University, 2025-01-25) ፀጋ መኮነን ሃይለማራ ሓሳብ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ዕሊማ ምእታውን ግቡእነት ኣቀራርባን ስነቃሊት መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ከፍሉ ኮይኑ ብዋናነት ኣብዙ ዜኣተዉ ስነቃሊት ንምንታይ ዕሊማ ከምዜኣተዉን ግቡእነት ኣቃራርበኦም እንታይ ከምዜመስሌ ብምፍታሽ መፅናዕቲ ተኻይደ እዩ፡፡ እዙ መፅናዕቲ ንምክያዴ መበገሲ ዜኾነ ሓሳብ ኣብ ከይዱ ምምሃር ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ንምምሃር ዜኣተዉ ስነቃሊት ትኹረት አይግበረልምን ብዕሊማ ኣይኣተዉን ዜብሌ ሓሳብ ስሇ ዜቐርብን ነዙ ንምርግጋፅ ኣብ ተግባር ዜወዒሇ ዕሊማን ግቡእነት አቀራርብኡን ንምትንታን እዩ ፡፡ሜሊ ኣፀናነዒ ዴማ ኣገዯስቲ ሕቶታት ዜምሌሱ ካብ መፅሓፍ ተምሃራይ ዲህሳስንዕምቆታዊ ንባብ መረዲእታ ተኣኪቦም እዮም ፡፡ ዜተኣከቡ መረዲታታት ብሜሊ መጠናውን ዒይነታውን ትንተና ተተንቲኖም ቀሪቦም እዮም ፡፡ ውፅኢት ናይዙ መፅናዕቲ ዴማ ዜተኻተቱ ዒይነታት ስነቃሊት መጠኖም ትሑት፣ብዒይነቶምን ብበዜሖምንይመጣጠኑ ምኻን፣ንፁር ዕሊማ ይምህሊዎም ፣ግቡእነት ኣቀራርበኦም ትሑት፣ትሕዜቶንምምሃር ዜኣተው ስነቃሊት ኣብ ስነሌሳን ምኻኑ ተረጋጊፁ እዩ፡፡ ኣብ መወዲእታ ኣብ መፅሓፍ ተምሃራይ ዜኣተው ስነቃሊት በዜሖምን ዒይነቶምን ተመጣጠንቲ ክኾኑ ይግባእ ። ብፍሊይ ኣብ ምዴሊው መፅሓፍ ተምሃራይ እትሳተፈ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ስነቃሊት ዕሊመኦም ተነፂሩ፣ክእሇታትንባእታታትን ቋንቋ መሰረት ገይሩ ንክዲሇው ንዜምሌከቶም ኣካሊት ተሓቢሩ እዩ፡፡Item Traumatic Experiences of War Surviving Children Residing in Mekelle Saba Kare Internally Displaced Center(Mekelle University, 2025-01-25) Mearg Mehari AberaThis study examined the traumatic experiences of war surviving children residing in Mekelle’s Seba Kara internally displaced center, focusing on the prevalence of posttraumatic stress disorder (PTSD) symptoms, associated factors, and resilience promoting factors. Employing a concurrent mixed method design, the research achieved a high response rate of 94.4% among 180 participants, including 85 children, 85 caregivers, and 12 professionals. The study focused on children aged 5 to 10. Simple random sampling was used to select both the children and their caregivers, while convenience sampling was used to select the professional participants. Data were gathered using validated PTSD and resilience measures, showed high internal consistency (Cronbach's alpha values between .725 and .873). Findings showed a significant prevalence of PTSD, with 42.4% of children exhibiting severe symptoms. Major associated factors for PTSD included forced displacement, separation from parents, direct exposure to combat, and conditions of extreme poverty. However, resilience factors, such as supportive family relationships, community solidarity, and access to essential social resources, were critical in fostering resilience and protecting psychological distress. This study emphasized the crucial need for trauma-informed interventions and policies tailored to the unique needs of war affected children, supporting psychological recovery, healing and promoting long-term well-being in post-war Tigray.Item ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዴታት ቃሊት መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ንታሽዒይ ክፌሉ(Mekelle University, 2025-01-25) መብርሂት ገብረእግዙኣብሄር ገብረማራ ሓሳብ ቀንዱ ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዱታት ቃሊት ቋንቋ ትግርኛ መፅሓፌ ተምሃራይ ንታሽዒይ ክፌሉ እዩ። እዙ ዕሊማ ተግባራዊ ንክኸውን ዜተመረፀ ስሌቲ ገሊፂ ሜሊ ኮይኑ፤ ብፌተሻ ሰነዴ ንዜተረኸቡ መረዲእታታት ብገሊፂ ሜሊ ተተንቲኑ ቀሪቡ ኣል። ፇተሻ ሰነዴ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ፥ መምርሒ ንመምህርን መርሃ ትምህርቲን ሇዉ ቃሊት ብቀስቃሳይነትን ዜንባሇን፣ ብዴሕረ ባይታ ተምሃሮ፣ ብዒቕሚ ተምሃሮን እዋናወነት ትሕዜቶን ነቶም ቃሊተ ተፇቲሾም። ብመሰረት እዙ ዜተኻየዯ መፅናዕቲ ኣብ ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዱታት ቃሊት ኣወንታውን ኣለታውን ርካቦታት ውፅኢት መፅናዕቲ ተረኺቡ።Item ግቡኡነት ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ብዯረጃ ታሽዒይ ክፍሊ(Mekelle University, 2025-01-25) ይባልህ ዝበሎ ገ/ኪዲንማራ ፅሑፍ እዚ ኣዯላልዋ መልመዴታት ክእለት ሰዋሰው መፅሓፍ ተምሃራይ ቋንቋ ትግርኛ ታሽዒይ ክፍሊ ዝብል ኮይኑ ቀንዱ ዕላማ ናይዚ መፅናዕቲ ኣብዚ ዯረጃ ክፍሊ ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ኣዯላልኦም እንታይ ይመስል ግብእነቶም እንታይ ይመስል ንምፍታሽ ዝዒለመ መፅናዕቲ እዩ:: ኣዯላልዋን ግብእኖቶምን መልመዴታት ሰዋሰው እንታይ ይመስል? ዝብሉን ኣገዯስቲ ነጥብታት መሰረት ገይሩ ዝተልዒለ መፅናዕቲ እዩ:: ካብቲ ዝተረኽበ መረዲእታን ትንተናን ዝተርኣዩ ሕፅረታት ገሊኦም ምዕራፊት ጠቅላላ መልመዱ ሰዋሰው ዘይብሎም፣ ኣብቶም ምዕራፊት ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ተመጣጣንነት ዘይምህላው፣ በቢምዕራፍ ዝርከቡ መልመዴታት ግብእነቶም ምህላዎም፣ምስ ዒቅሚ ተምሃሮ ዘይመጣጠኑ ሕቶታት ምህላው፣ሽፊን ሰዋሰው ውሕዴ ምካን፣ ኣብ መንጎ እቶም መልመዴታት ሰዋሰው ተኽታታልነት ዘይምህላው፣ግልፂ ዘይኮኑን መሻመይትን ሕቶታት ምህላው እዩም::ነዞም ዝተጠቐሱ ክፍተታት ከም መፍትሒ ሓሳብ ዝተወሰደ ዴማ ኣብ ከሎም ምዕራፊት መልመዴታት ሰዋሰው ክካተቱ ተዝግበር፣ ኣብቶም ምዕራፊት ዘለው መልመዴታት ሰዋሰው ሽፊን ተመጣጢኖም ተዝዲለው፣ ናይቶም መልመዴታት ምዴግጋም ሰዋሰው ክቅንስ ተዝግበር ዝብሉ ይርከብዎም::Item ዳህሳስ ስነ ቃላት መፅሓፍ ተምሃራይ ተግርኛ ታሽዓይ ክፍሊ ብመንፅር ዕለማ ትምህርቲ ቋንቋ(Mekelle University, 2025-01-28) ገብረትንሳኤ ዘንፎ ገብረፃዲቅማራ መፅናዕቲ ናይዚ መፅናዕቲ ትኹረት ኣብ ታሽዓይ ክፍሊ መፅሓፍ ተምሃራይ ዘለው ኣካል ስነ ፅሑፍ ዝኾኑ ስነ ቃላት ብመንፅር ብመንፅር ዕላማ ትምህርቲ ቋንቋእንታይ ከም ዝመስል ምድህሳስ እዩ።።ናይዚ መፅናዕቲ መበገሲ ዝኾነ ሓፈሻዊ ዛዕባ ድማ ስነ ቃላት ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘለዎም ሰሓብነት ቋንቋ ፣ምስ ባህልን ልምድን ተምሃሮ ዘለዎ ምትእስሳር ዝፍትሽ እዩ።ከምዚ እንትኸውን ኣብዚ መፅናዕቲ ዝትንተሉ ስነ ቃለት ብፈተሻ ሰነድ ዝተኣከቡ ብዓይነታዊ ሜላ ኣተናትና ዝተተንቲኑ እዮም። ዕልባት እዚ ፅሑፍ እንትርአ ድማ ከም ኣድላይነት ስነ ቃል ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክንዲ ዘድለ ከም ዘይኮነን በመንፅር ዝተሰከሞ ትሕዝቶ እውን ኣብ ምኽዕባት ክእለት ቋንንቋ፣ ስብእናን ባህልኻ ምፍላጥን ትኹረቱ ዝተሓተ እዩ። እዚ ብምዃኑ ድማ መፅነዓይ ኣብ ምድላው መፅሓፍ ተምሃራይ ዝሳተፉ ኣካላት መዳርግቲ ኣካለት ከም ዘድልን መምህራን ድማ ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተወሳኺ ፃዕሪ ከም ዘድልዮም ኣንፈት ዘቐመጠ እዩ።Item ግቡእነት ትሕዝቶን ኣቀራርባን ሰዋስው መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓስራይ ክፍሊ(Mekelle University, 2025-01-28) ኢሳያስ ገብረእዝጊኣብሄር ሃይለስላሴማራ መፅናዕቲ እዚ መፅናዕቲኣብ መፅሓፍ ትግርኛ ንተምሃራይ ዓስራይ ክፍሊ ዘሎ ትምህርቲ ስዋስውብ ትሕዝትኡን ኣቀራርብኡን ንዘለዎ ግቡእነት ዝፍትሽ እዩ።ንድፊ እዚ መፅናዕቲ ኣብ ገላፂ መፅናዕቲዝምደብ እዩ። ኣብ’ዚ መፅናዕቲ ዝሳተፉ መርኣያታት ንምሕራይ እቶም ኣብ’ቲ ደረጃ ክፍሊ ኣብ ምምሃር ምስትምሃር መፅሓፍ ብቀንዱ ብዕሉም ኣወሳስዳ መርኣያ ብምግባር መምሃሪ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓስራይ ክፍሊ ንምርኣይ መፅናዓይ ወሲኑ ይርከብ። ብተወሳኺ ድማ መምሃሪ መፅሓፍ ትግርኛ ዓሽራይፐ ክፍሊ ንምድህሳስ ተኻኢሉ እዩ። ሜላ መአከቢ መረዳእታ እዚ መፅናዕቲ ድማ ዳህሳስ ሰነድን ዝካተተ እዩ። ካብ ዳህሳስ ሰነድ ዝተኣከበ መረዳእታ ብዓይነታዊ መተንተኒ መረዳእታ ኣቢሉ ነቲ መረዳእታ ብገለፃ፣ ብቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ምግላፅ ተመራፂ እዩ። እቲ መፅናዕቲ ካብ ዝቐረቡ መሰረታዊ ሕቶታትን ኣብ’ቲ ዓውዲ ዝነበሩ ምሁራት ዘቕረብዎ ክልሰ-ሓሳባትን መሰረት ብምግባር ብዶኩመንት ትንተና መረዳእታ ተኣኪቡ። ዝተኣከበ መረዳእታ ብዓይነታዊ ኣገባብ ተጠቒምካ እዩ ተተንቲኑ። ውፅኢት እዚ መፅናዕቲ ከም ዘመላኽቶ ኣብ መምሃሪ መፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓስራይ ክፍሊ ኣብቲ መፅሓፍ ትምህርቲ ዘሎ ትሕዝቶ ሰዋስው ብኽልቲኡ ኣገባብ ብዲዱክቲቭን ኢንዳክቲቭን ኣገባብ ከምዝቐረበ ይሕብሩ። ኢንዱክቲቭ ኣቀራርባ ብመልክዕ ሕቶታት ጥራይ ዝቐርቡ ልምምዳት ከምዘለዉ ኣርእዩ እዩ-- መብርሂ ዘድልዮም ሕቶታት። ብመንገዲ -ውፅኢት ተኮርነትን መስርሕ- ተኮርነትን ዝቐርብ ትሕዝቶ ሰዋስው ኣብ መምሃሪ መፅሓፍ ትምህርቲ ተኻቲቱ ኣሎ። እዚ ድማ ተማሃሮ ነቲ ሰዋስዋዊ ትሕዝቶ ኣብ ዓውደ- ፅሑፍን መስተጋብርን ኣብ ምፍታሽ ዘለዎም ተራ ድሩት ምዃኑ እዩ። ብኻልእ ወገን ድማ እቲ ዕላማ ዝገበረ መምሃሪ መፅሓፍ ብመንፅር ቅደም ተኸተልን ቀፃልነትን እዩ ተገምጊሙ። ብመንጽር ቅደም ተኸተል፡ ውሑዳት ትምህርትታት ሰዋስው ብተኸታታሊ ተሰሪዖም ኣለዉ። ብኣንፃሩ ኣብ መፅሓፍ ትምህርቲ ዘሎ ትሕዝቶ ሰዋስው ብመጠኑ ደረጃ ዝሓዘ እዩ። ብሓፈሻ ብመንፅር ኣቀራርባን ኣወዳድባን ገለ ጥንካረታትን ድኽመታትን ከምዘለዉ እቲ መምሃሪ መፅሓፍ ይሕብር።Item ግቡእነት ኣቀራርባ ስነ ፅሑፌ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ምስትምሃር ቋንቋ(Mekelle University, 2025-02-25) ገረዜጊሄር ብርሃነ ገብረኪዲንማራ መፅናዕቲ እዙ መፅናዕቲ ግቡእነት ኣቀራርባ ሰነ ፅሑፌ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ዴሀበ ኯይኑ፤ ሒዜዎ ዜተበገሰ ቀንዱ ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ግቡእነት ኣቀራርባ ትሕዜቶ ስነ ፅሑፊዊ ስራሕቲ ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ መፅሓፌ ተምሃራይ ታሽዒይ ክፌሉ ብመንፅር ምስትምሃር ቋንቋ ብስነ ፅሑፌ እንታይ ከምዜመስሌ ምግምጋም እዩ። ንዴፉ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ገምጋማዊ መፅናዕቲ ዜምዯብ ኮይኑ፤ ኣብ’ዙ መፅናዕቲ ብቐንዱ መፅናዒይ ዜተጠቐመለ መአከቢ መረዲእታ ዲህሳስ ሰነዴ (ትንተና መፅሓፌ) መምሃሪ መፅሓፌ ተምሃራይ ታሽዒይ ክፌሉ እዩ። ብዲህሳስ ሰነዴ ዜተረኸቡ መረዲእታታት ዒይነታዊ ኣቢሇካ ንምትንታን ተኻኢለ ኣል። ውፅኢት እዙ መፅናዕቲ ከም መሊኽቶ ኣብ መምሀሪ መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ታሽዒይ ክፌሉ ሇዉ ትሕዜቶታት ስነፅሑፌ ብመዲይ ምዕባይ መርአያ ቋንቋ ሇዎም ብቕዒት እንትረአ ዜዒ እጃም ከምሇዎም የመሊኽት። ብተወሳኺ እቶም ስነ ፅሑፊት ምስ ባህሌን ሌምዴን እቶም ተምሃሮ ንፀባርቑ፤ ምሰ ናይ ተምሃሮ ባህሊዊ ዴሕረ ባይታ ተሳንዮም ከም ዜቐረቡ የረዴእ።ብተመሳሳሉ ምስ መርኣያ ዕቤት ውሌቀ ስብእና ተምሃሮ ብምትሕሓዜ እቶም ኣብ ውሽጢ መምሃሪ መፅሓፌ ታሽዒይ ክፌሉ ሇው ስነ ፅሑፊት ተምሃሮ እናተዋዩን መንፇሶም ብምህዲስን፤ ዒርሶም በቶም ዜቐረቡ ስነ ፅሑፊት ክሃንፁ የኽእሌዎም። ኣብ’ዙ ከም ክፌተት ዜሊዒሌ ጉዲይ ኣብ ምዕባይ መርኣያ ቋንቋ ክእሇት ስዋስውን መዋቕርን ኣብ ምምሃር ትኹረት አይገበረን። ስሇዙ መምህራን ኣብ እዋን ምስትምሃር ቋንቋ ትግርኛ ስነ ፅሑፊት ተምሃሮ ኣእምሮኣዊን ፌሌጠታውን ሇውጥታት ከምዜግቡ ስሇዜሕግዘ ኣብ ከይዱ ስርሖም ብቀፃሌነት ክጥቀምልም ይግባእ።Item ግቡእነት ኣቀራርባ መልመድታት ክእለት ምድማፅ መፅሓፍ ቋንቋትግርኛ ዓስራይ ክፍሊ ብመንፅር ምምዕባል ክእለት ምድማፅ(Mekelle University, 2025-02-25) ትርሓስ ግደይ ረዳItem Predictors of Psychological Risk and Resilience among Internally Displaced children residing in Seba-Kare (IDPS) Center, Tigray Region(Mekelle University, 2025-02-28) Tesfanesh Kalayu WodajuThis study addresses the critical gap in understanding the psychological risk and resilience factors among internally displaced children residing in the Seba-Kare IDP Center. The primary objective was to investigate how demographic characteristics, war-related adversities, protective factors, and contextual influences affect the mental health outcomes of these children. Utilizing a mixed-methods approach, the research employed both qualitative and quantitative designs. A simple random sampling technique was used to select 212 participants from a total population of 1,209 (594 males and 615 females). Additionally, 20 adults, not involved in the interviews, were randomly selected to triangulate the data sources. Data collection involved validated instruments, including the Child PTSD Symptom Scale, the Strengths and Difficulties Questionnaire, the War Events Questionnaire, the Centre for Epidemiological Studies Depression Scale for Children, and the Conduct Disorder and Oppositional Defiant Disorders Scale. These tools were culturally and linguistically adapted into Tigrigna, validated through a pilot test with 30 participants in the study area, and demonstrated strong internal consistency (Cronbach’s Alpha values ranging from 0.748 to 0.894). The findings revealed a high prevalence of post-traumatic stress disorder (PTSD) among the children, with 77.4% exhibiting moderate symptoms and 20.8% indicating severe symptoms. Additionally, significant concerns regarding depression and anxiety were identified. Major risk factors contributing to psychological distress included exposure to violence, displacement, loss of family members, and parental trauma. Conversely, protective factors such as familial stability, maternal caregiving, social support networks, and adaptive coping strategies significantly fostered resilience. Creative outlets, particularly play, were also found to enhance emotional stability and recovery. Notably, younger children shows heightened sensitivity to trauma. This study underscores the importance of addressing both risk and protective factors in developing interventions aimed at supporting the mental health of IDP children.Item Cyclic Causation of Conflict and Mental Illness in Selected Tigrigna and Amharic Novels(Mekelle University, 2025-04-21) Haftu Kahsay BrhanuThis study aims to investigate the cyclic causation of conflict and mental illness in purposively selected Tigrigna and Amharic novels. Specifically, the study was made to identify mental illnesses portrayed in the novels, to show how conflict causes mental illness and vice versa, and to examine the dialectic causal development of internal and external conflicts. It is a qualitative study which employed textual analysis as a method and causal pluralism as a theoretical framework. The causation in conflict is framed by BHN model while the causation in mental illness is framed by BPSS model. The finding shows that unmet basic human needs lead characters to conflict and thereby to various mental illnesses which in turn cause conflicts. It is also found out that intrapersonal, interpersonal and intergroup conflicts result in compromised basic human needs which trigger various mental illnesses. In all the texts under study, family background and relationship is the center of many of the problems that cause the conflicts which lead to mental illnesses like stress, anxiety, conduct disorder, PTSD, narcissistic personality disorder and schizophrenia. Moreover, migration, envy, conspiracy, sexual violence and substance abuse are also found to the major triggers of conflict and mental illness in the texts under study. It is concluded that the ways one perceives himself/herself, understands the family problems, handles conflicts significantly determine the cyclic causation of conflict and mental illness. The study also implies that fictional representation of victim’s life is found to be conducive to portray the cyclic causal relation between conflict and mental illness due to the rich potential of literary works to express the whole person in a plotted manner. The fact that most of the problems that cause conflict and mental illnesses emerge from within the family indicates that a lot is needed to be done to improve the quality of life at family level. All the important aspects of health (biological, psychological, social and spiritual) are strongly related to family relationship. Thus, it is only when a family is changed that changes at communal, societal and national levels could be realized. Finally, I would like to indicate to those who conduct their studies on serious human concerns like conflict and mental illness to utilize the rich potential of literary works like novels so as to address multifaceted problems in a holistic manner. Further studies also need to be done on other genres of literature.Item ሽፋንን ረብሓን ስነቃላት ንምስትምሃር ክእለታት ቋንቋ ኣብ መምሃሪ መፅሓፍ ተምሃራይ ዓስራይ ክፍሊ ትግርኛ(Mekelle University, 2025-04-28) ገዛችን ነጋሽ በርሀማራ ፅሑፍ ናይ እዚ መፅናዕቲ ዋና ዕላማ ኣብ መምሃሪ መፅሓፍ ትግርኛ ዓስራይ ክፍሊ ስነ ቃላት ዝተዋሃቦም ሽፋን ፣ዘለዎም ረብሓን ኣብ ምምሃር ክእለት ቋንቋን ምፍታሽ እዩ። እዚ መፅናዕቲ ንምክያድ መፅንዒት ዝተጠቐመትሉ መአከቢ መረዳእታ ፈተሻ ሰነድ እዩ። ዝተረኸቡ መረዳእታታት ድማ ብዓይነታውን ኣሃዛዊን ብዝኾነ መንገዲ ተተንቲኖም ቀሪቦም። መፅንዒት ነዚ መፅናዕቲ ንምክያድ ዘላዓዓላ ኣብ መምሃሪ መስተምሃሪ መፅሓፍ ተምሃራይ ዓስራይ ክፍሊ ንስነ ቃላት ዝተወሃቦም ሽፋን ክንደየናይ እዩ? ክእለት ቋንቋ ንምስትምሃር ዘለዎም ግደ ከ እንታይ ይመስል? እቶም ዝተኻተቱ ስነቃላት ተምሃሮ ዝርብሕሉ መንገዲ እንታይ እዩ? ዝብሉ መሰረታዊ ሕቶትት ንምምላስ እዩ።ብመሰረት እዚ መፅንዒት ብሜላ መአከቢ መረዳእታ ፈተሻ ሰነድ ተጠቒማ ብዝገብረቶ መፅናዕቲ እዚ ዝስዕብ ውፅኢት ተረኺቡ ኣሎ። ንሱ እውን ፦ኣብ መምሃሪ ምፅሓፍ ተምሃራይ ትግርኛ ዓስራይ ክፍሊ ስነቃላት ዝተወሃቦም ሽፋን ዝሐሸ ምዃኑ፤ ከምኡ እውን ኣርባዕቲኦም ክእለት ቋንቋ ንምስትምሃር ትሑት ምዃኖምን ኣብዘሐኦም ኣብ ምሃብ ፍትሒት ጥራሕ ዝተኮሩ ምዃኖም፤ እቶም ዝተኻተቱ ስነቃላት እውን ኮነ ተባሂሉን ተምሃሮ ይረብሑ እዮም ፣ ክእለታት ንምስትምሃር ይሕግዙ እዮም፣ ተባሂሎም ተሓሲብሎም ዝተኻተቱ ኣይኮኑን ። ብመሰረት እዚ መፅንዒት ዘቐመጠቶ መፍትሒ ሓሳብ ድማ ኣብ ዝዳለዉ መምሃሪ መፃሕፍቲ ተምሃራይ ትግርኛ ንስነቃላት ትኹረት ተገይርሎም እኹል ዝኾነ ሽፋን ክወሃቦምን ትሕዝቶኦም ድማ እቶም ክእለታት ቋንቋ መሰረት ብምግባር ክዳለዉ ከም ዘለዎም እዩ። እዙይ ድማ ናይ ሓደ ክልተ ኣካላት ተበግሶ እንተይኮነስ ኣብ ዕብየት ቋንቋ ትግርኛ ተርኡ ክዋፃእ ዝግበኦ ኩሉ ካብ ውልቀ ሰባት ጀሚሩ ክሳብ ላዕለዎት መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ዝምልከቶምን ክሓስብሉን ክሰርሕሉን ከም ዝግባእ እዩ።ብሓፈሻ እዚ መፅናዕቲ ሓሙሽተ ምዕራፋት ዝሓዘ እዩ። ምዕራፍ ሓደ ፤ መእተዊ ኮይኑ ኣብ ትሕቲኡ ድሕረ ባይታ መፅናዕቲ፣ ሓተታ ፀገም መፅናዕቲ ዘጋጠሙ ፀገማትን እዮም። ምዕራፍ ክልተ፤ ዳህሳስ ተዛመድቲ ክልሰ ሓሳባትን ተዛመድቲ ቅዱማት መፅናዕትን ዝሓዘ እዩ። ምዕራፍ ሰለስተ፤ ሜላ ኣፀናንዓ፣ ምዕራፍ ኣርባዕተ፣ትንተና መረዳእታ፣ ምዕራፍ ሓሙሽተ ፣መጠቐለልን ለበዋን ሒዙ ይርከብ።Item Practice and Challenges of Early Childhood Care and Education Program in Mekelle City(Mekelle University, 2025-05-25) Kidane KebedeThis study examined the practices and challenges of Early Childhood Care and Education (ECCE) programs in government preschools within Mekelle City, Tigray Regional State. Employing a mixedmethods approach that integrates quantitative descriptive analysis (percentage and mean score) and a phenomenological qualitative design, the study assesses the implementation of ECCE program components, the strengths and weaknesses of preschool curriculum implementation, and the availability of resources supporting ECCE programs. Convenient sampling used to select teachers, coordinators, and school directors. Data were collected from sixty preschool teachers, nine school directors, and seven preschool coordinators using questionnaire, structured observations, document analysis, and interviews. Findings reveal that while teachers demonstrate strong commitment to child-centered pedagogical approaches, practical implementation remains inconsistent due to resource constraints, large class sizes, and limited training. Authentic assessment practices, though recognized in principle, are underutilized due to inadequate professional development and structural barriers. The misalignment between curriculum goals and classroom execution further may impede holistic child development. Addressing these challenges requires enhanced teacher training, improved resource allocation, policy coherence, and greater parental engagement to strengthen the quality and accessibility of ECCE programs.Item The Practice of Development Journalism in Dimtsi Woyane International: Medeb Hirsha (Agricultural Program) in Focus(Mekelle University, 2025-06-17) Fisehatsion Gebreabzgi HailuThis thesis investigates the practice of DJ in Dimtsi Woyane International (DWI), with a particular focus on the agricultural program Medeb Hirsha, broadcast on both radio and television. The study aims to assess how DJ principles such as participatory communication, empowerment, and advocacy are applied in the program and how effectively these principles contribute to agricultural development in the Tigray region. Employing a mixed-methods approach, the research integrates qualitative data from semi-structured interviews with journalists, media managers, and farmers and quantitative data from a comprehensive content analysis of all 53 episodes (48 Radio and 5 TV) aired during the 2016 Ethiopian calendar year. The findings reveal that while the Medeb Hirsha program demonstrates notable efforts to inform and educate farmers, the application of DJ principles is inconsistent. Reporters exhibited varying degrees of understanding regarding DJ, and participatory elements were often constrained by institutional limitations and editorial norms. Nevertheless, the program was found to moderately influence farmers’ awareness, attitudes, and decision-making in agricultural practices. This study contributes to the academic discourse on DJ by offering evidence-based insights into the program's implementation, highlighting both its strengths and areas for improvement. It also provides actionable recommendations aimed at enhancing participatory communication and reinforcing policy support for agricultural media programming in the regional contextItem A Study on Assessment and Evaluation Practices Selected Private Kindergartens Adwa Town(Mekelle University, 2025-06-21) BRHANE GEBRU GEBRESLASSIEThe purpose of this study was to assess the practice of assessment and evaluation methods of kindergarten children in some selected private kindergartens of Adwa town. To this end, descriptive survey method was employed. Out of 25 private KGs in the town six KGs were selected through simple random sampling method and availability sampling was used to select the kindergarten teachers, principals of kindergarten centres, woreda education office expert, and kindergarten children at different preschool centres. The study employed questionnaire, observation, interview, and document analysis as data gathering tools. Questionnaire and interview were applied to gather data from the kindergarten teacher, principals and woreda education office experts. Pilot test was conducted in ten kindergarten teachers and the reliability of the instrument (questionnaire) was computed using Cronbach’s alpha. Accordingly, the result was 0.77. Then, quantitative data were analysed using percentage and the qualitative data were presented in words to triangulate the data obtained through quantitative methods. Findings made clear that almost all (90%) of the respondents have an understanding of evaluation methods and teacher made tests, observations; portfolios and play based assessments are the common methods of evaluations practiced in the Kindergartens. However, challenges like lack of professional training and support, lack of skills, lack of parental involvement, and lack of evaluation resources affect the appropriateness of the assessment and evaluation methods in the Kindergartens. To this end giving professional training, parental participation, introducing developmentally appropriate practices is possible solutions to these factors. Regional Bureau of Education, Woreda Education Office, pre-school owners, pre-school teachers and parents should give attention to solve the problems. The key words in this study are assessment, evaluation, practices and kindergarten childrenItem The Influence of Facebook Activists in the Context of the Tigray Political Crisis(Mekelle University, 2025-06-21) Solomon AsmelashThis study explores the role of social media, particularly Facebook, as a platform for political activism in the context of the Tigray political crisis. Employing a mixed-methods approach, the research combines quantitative content analysis of Facebook posts with qualitative in-depth interviews to examine how activists use the platform to mobilize support, influence public perception, and shape political narratives. The quantitative data highlight patterns of engagement, frequency of posts, and audience interaction, while the qualitative findings provide deeper insights into the intentions, strategies, and experiences of Facebook activists. The study reveals that Facebook has been a critical tool for both pro-Getachew and pro-Debretsion led TPLF factions‟ activists in disseminating political messages, reinforcing or contesting dominant narratives, and fostering political mobilization. However, it also uncovers potential negative consequences, including the spread of dis/misinformation and increased political polarization. The findings contribute to a better understanding of the dynamics of digital activism in conflictaffected regions and offer implications for the ethical use of social media in political discourseItem The Association between Parental Involvement and Students’ Academic Achievement: The Case of Saint Lucy Primary School Students in Adigrat City(Mekelle University, 2025-06-21) Werku GebreyohansThis study assessed the association between parental involvement and students’ academic achievement in Saint Lucy Primary School, Adigrat city, Tigray. The research focused on the extent of parental involvement, role perception, the relationship between parents and schools, and the influence of socio-demographic factors on students’ academic achievement. The researcher was used Epstein’s theory and the six categories of parental academic achievement in their children’s’ schooling. A mixed-methods approach was employed, combining quantitative and qualitative data from 360 parents of Grade 1 and Grade 2 students. Data were collected through questionnaires and were analyzed using descriptive statistics, correlation, and simple linear regression. Findings showed a weak but statistically significant positive relationship between parental involvement and students’ Average Result (r = 0.138, p < 0.05). Parents’ educational levels, income, and home learning environments were identified as key factors influencing academic outcomes. However, the regression model indicated that parental role alone explains only 3.4% of the variance in average result, suggesting that other factors may affect which not covered in this study. The study indicated the need for increased parental engagement, improved parent-school communication, and targeted interventions to support students’ holistic development. Recommendations include organizing workshops for parents, fostering collaborative school-community programs, and addressing socio-economic barriers to parental involvement. This research contributes to the growing body of literature on parental roles in early childhood care and development and provides actionable insights for educators and policymakers in Tigray.