College of Social Sciences and Languages

Permanent URI for this communityhttps://repository.mu.edu.et/handle/123456789/27

Browse

Search Results

Now showing 1 - 1 of 1
  • Item
    ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዴታት ቃሊት መፅሓፌ ተምሃራይ ትግርኛ ንታሽዒይ ክፌሉ
    (Mekelle University, 2025-01-25) መብርሂት ገብረእግዙኣብሄር ገብረ
    ማራ ሓሳብ ቀንዱ ዕሊማ እዙ መፅናዕቲ ኣብ ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዱታት ቃሊት ቋንቋ ትግርኛ መፅሓፌ ተምሃራይ ንታሽዒይ ክፌሉ እዩ። እዙ ዕሊማ ተግባራዊ ንክኸውን ዜተመረፀ ስሌቲ ገሊፂ ሜሊ ኮይኑ፤ ብፌተሻ ሰነዴ ንዜተረኸቡ መረዲእታታት ብገሊፂ ሜሊ ተተንቲኑ ቀሪቡ ኣል። ፇተሻ ሰነዴ ኣብ መፅሓፌ ተምሃራይ፥ መምርሒ ንመምህርን መርሃ ትምህርቲን ዗ሇዉ ቃሊት ብቀስቃሳይነትን ዜንባሇን፣ ብዴሕረ ባይታ ተምሃሮ፣ ብዒቕሚ ተምሃሮን እዋናወነት ትሕዜቶን ነቶም ቃሊተ ተፇቲሾም። ብመሰረት እዙ ዜተኻየዯ መፅናዕቲ ኣብ ግቡእነት ኣቀራርባ መሌመዱታት ቃሊት ኣወንታውን ኣለታውን ርካቦታት ውፅኢት መፅናዕቲ ተረኺቡ።